Category: ሃገራዊ ዜና

1 9 10 11 12 13 214 110 / 2136
ካናዳ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ቀቲሉ

ካናዳ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ቀቲሉ

RADIO ERENA - Monday, 28 October 2024 ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ኦታዋ፣ ሓደ ኤርትራዊ፣ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ወጊኡ ከምዝቐተለ መርበብ ዜና ኦታዋ ሲትዘን ሓቢሩ። እታ ብርኽቲ በርሀ ዝተባህለት ጓል 3 [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 27 October 2024 Radio Erena · ሰንበት 25 ጥቅምቲ 2024   [...]
ኤርትራ፡ ምስ ኢትዮጵያ ተሰሪዑላ ካብ ዝነበረ ዞባዊ መጻረዩ ግጥም ንዋንጫ ኣፍሪቃ ስሒባ

ኤርትራ፡ ምስ ኢትዮጵያ ተሰሪዑላ ካብ ዝነበረ ዞባዊ መጻረዩ ግጥም ንዋንጫ ኣፍሪቃ ስሒባ

RADIO ERENA – Sunday, 27 October 2024 ኤርትራ፡ ን31 ጥቅምቲ ከምኡ ድማ 03 ሕዳር፡ ምስ ኢትዮጵያ ተሰሪዑላ ካብ ዝነበረ ዞባዊ ግጥም ንዋንጫ ኣፍሪቃ ከምዝሰሓበት ካፍ ኣፍሊጡ። ንሓያሎ ዓመታት ካብ ዞባዊ ይኹን [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ጥቅምቲ 2024 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ጥቅምቲ 2024 ፈነወና

RADIO ERENA - Friday, 24 October 2024 Radio Erena · ዓርቢ 25 ጥቅምቲ 2024   [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ መጻረዩ ግጥማት ንዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከካይዳ ተወሲኑ

ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ መጻረዩ ግጥማት ንዋንጫ ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከካይዳ ተወሲኑ

RADIO ERENA - Thursday, 24 October 2024 ንሓያሎ ዓመታት ካብ ዞባዊ ይኹን ኣህጉራዊ ግጥማት ደስኪላ ዝጸንሐት ሃገራት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣንጻር ኢትዮጵያ ናይ ቀዳማይ እግሪ ግጥም መጻረዩ ዋንጫ ሃገራ [...]
ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ

ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 23 October 2024 ብደረጃ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ ናይ 17 ጥቅምቲ 2024 ጸ [...]
ኤርትራ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ

ኤርትራ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ

RADIO ERENA - Tuesday, 22 October 2024 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝርከብኦም ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሶማል ከምዝኣተዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ልዕሊ 300 ዝግመቱ ኣባላት ሰራዊ [...]
1 9 10 11 12 13 214 110 / 2136