Author: amanuel
ቢንያም መስበርቲ ከም ዘይብሉ ጋንትኡ ሓቢራ
RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024
ኣብ ውድድር ድዋርስ ዶር ቭላንደርን 2024 ትማሊ ረቡዕ ብንያም ግርማይ ዝርከቦም ብርክት ዝበሉ ተጻወትቲ ዝነበርዋ ጉጅለ ናይ መውደቕቲ ሓደጋ ኣጋጢምዋ።
ቤልጁማውያን [...]
ደቡብ ሱዳን፡ ሰደድ ኣገደስቲ ኣቑሑት ናብ ሱዳን ገዲባ
RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ሕጽረትን ናህሪ ዋጋታትን ንምፍታሕ ናብ ሱዳን ሰደድ ኣገደስቲ ኣቑሑት ገዲባ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ክልቲአን ሃገራት ከቢድ ቁጠባዊ ብድ [...]
ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ
RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024
ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ማለት UNHCR፣ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክጸድቕ ዝኽእል ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ትማሊ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣቦን ወዲን ዝመርሕዋ ሃገርን ዝእዝዝዎ ሰራዊትን
RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024
ን38 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ፣ ወዲ 80 ዓመት፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ንወዱ፣ ሜጀር ጀነራል ሙሆዚ ካይነርጉባ፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር [...]
ሰኔጋል፣ ብምርጫ ዝተዓወተ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕድመ ዝንኣሰ ሓድሽ ፕረዚደንት ስልጣን ክርከብ’ዩ
RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024
ኣብ ሰኔጋል፣ ብ25 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ዝተዓወት ወዲ 44 ዓመት፣ ባሲሩ ድዮማይ ፋይ፣ 5ይ ፕረዚደንት እታ ሃገር ንምዃን ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ስልጣን ክርከብ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ
RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024
ሑቲ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታትት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ፣ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ።
ኣፈኛ ናይቲ 'ኣንሳር ኣላህ' ብዝብል ወግዓዊ ስም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ
RADIO ERENA – Wednesday, 27 March 2024
ኣብ ሰሜን ካሮላይና ድሕሪ ዘጋጠመ ተኹሲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከብ ሓደ ክሱስ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ከምዝተረኽበ ጸብጻብ ኣኽበርቲ ጸጥታ ኢሚግሬሽንን [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣደ መንበር መድረኽ ጾታዊ ማዕርነት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ተረቚሓ
RADIO ERENA – Wednesday, 27 March 2024
ምክትል ዳይረክተር ጎስጓስ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሸሪን ታድሮስ “ኮሚሽን ኩነታት ደቂንስትዮ መሰላተንን ጾታዊ ማዕርነትን ንምድንፋዕ ንጹር ስልጣን ኣለዎ፣ ኣቦ መንበ [...]
ሑቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ነዳዲ እተመላልስ ናይ ቻይና ምዃና ዝተገልጸ መርከብ ከምዘጥቅዐ ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Tuesday, 26 March 2024
ሑቲ፣ ካብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ብዝወንጨፎ ባላስቲክ ሚሳይላት፣ ኣብቲ ክሊ ማይ እትጓዓዝ ንዝነበረት፣ ነዳዲ እተመላልስ ናይ ቻይና መርከብ ከምዘጥቅዐ፣ ማእከላይ እዚ ሰራዊት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኤርትራ ንስልጠና 18 ሲቪካውያን ማሕበራት ከምዝመወለ ገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 26 March 2024
ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፡ ን18 ሲቪካውያን ማሕበራት (CSOs’)፡ ኣብ ምሕደራ ፕሮጀክትን ምምዕባል ዓቕሚን ዘተኮረ ስልጠና ከምዝመወለ ሓቢሩ።
እቲ ሕብረት ብዝ [...]