Author: amanuel

1 507 508 509 510 511 578 5090 / 5779
ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን

ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን

Radio Erena: 22 December 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን። ወተሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ብዓርቢ 20 ታሕሳ [...]
ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኤርትራ ክርአ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኤርትራ ክርአ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 20 December 2019   ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገራት ናብ ሃገራት እናሳገመ፣ ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣ [...]
ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

Radio Erena: 20 December 2019   ፈረንሳ፣ ከም መቕጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ምትሕግጋዝ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ንኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙርያ ስልጠና ሂባ። እቲ ን50 ፍ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 20 December 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንመበል ካልኣይ ግዜኡ ናብ ቀጠር ምብጻሕ ኣካይዱ። በቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊ [...]

سفير السويد لدى ارتريا يقول بأن علاقة بلاده مع ارتريا مثمرة وبناءة

سفير السويد لدى ارتريا يقول بأن علاقة بلاده مع ارتريا مثمرة وبناءة اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 19 ديسمبر 2019 في تصريح له لإذاعة إرينا قال س [...]
ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለትን ርእሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለትን ርእሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 19 December 2019 ኤርትራውያን ኣብ ስደት፣ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ሓድሕድ ምቕትታልን ርቕሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ፣ ንማሕበረ ሰብ ኤርትራ ኣሻቓሊ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ለንደን ዝ [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

Radio Erena: 19 December 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዘሎ ሓድሕዳዊ ግጭት ኣብ ምጉህሃርን መስርሕ ሰላም ኣብ ምትዕንቓፍን ዓቢ ግደ ኔርዎም ንዝበሎም ላዕለዎት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዱ። እቶም [...]
ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

Radio Erena: 18 December 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ፣ ዓወታት ክሰልጣ ዝቐነየ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ጽባሕ 19 ታሕሳስ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ናይ ዋንጫ ግጥም ከተካይድ'ያ። [...]
“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 18 December 2019 ሽውደን ብሰንኪ እቲ ድርብ ዜግነት ዘለዎን ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ኣስታት 18 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ጋዜጠኛን ደራስን ዳዊት ይስሓቕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምስሕሓብ ከም እትር [...]
ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

Radio Erena: 18 December 2019 ብደረጃ ዓለም፣ ብዝሒ ደቂንስትዮኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ኣብዚ ዓውዲ ብምትኳር ዝተኻየዱ መጽናዕታት ይሕብሩ። ካብ 1960 ክሳብ 2015 ኣብ ዝነበረ 55 [...]
1 507 508 509 510 511 578 5090 / 5779