Author: amanuel

ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሰት፣ ናይ ጎማ ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፣ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ፣ ናይ 24 ሰባት ህወይት ከምዝጠፍአ ወኪል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ካብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ኣመሪካ፣ ኣልሸባብ ንምህዳን ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን መጥቓዕቲ ኣብ ኬንያ'ውን ንክትቅጽሎ ፍቓድ ትሓትት ከምዘላ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ።
እቲ [...]

ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 17 September 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት እታ ሃገርን ካብ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ስደተኛታትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ [...]

ኣብዚ ሰሙን’ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 16 September 2020
ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ጸብጻባት ኣህጉራዊ ሜትዮሮሊጂ ተተንብዩ።
ብመሰረት እቲ ዝቐርብ ዘሎ ት [...]

ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ
Radio Erena: 16 September 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ።
እቲ ናይ ምእካብ መስርሕ ዝተጀመረ፣ ኣብ ምዕራባዊ እታ ሃገር [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን
Radio Erena: 16 September 2020
እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ናይ ቢልዮናት ዶላር ወፍርን ንግዳዊ ልውውጥን ከካይዳ ምዃነን ይግለጽ ኣሎ።
እዘን ክልተ ሃገራት ዓረብ ምስ እስራኤል ድሕሪ ዝ [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 15 መስከረም ፈነወና
Radio Erena: 15 September 2020
https://www.youtube.com/watch?v=6LJnMZymGoA&feature=emb_title [...]

እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ
Radio Erena: 15 September 2020
ኣብ እስራኤል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናዛየደ ብምምጽኡ፣ እታ ሃገር ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ።
እቲ ንካልኣይ እዋኑ ተኣዊጁ ዘሎ ምዕጻው፣ ካብ ዓርቢ 18 መስከረም [...]

ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 15 September 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢን ፊናንስያውያን ትካላትን ከይሓበረ፣ ብሃንደበት ባጤራ ናይ ምቕያር ስጉምቲ ምውሳዱ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር [...]

ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 15 September 2020
ፓርላማ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
[...]