Author: amanuel

1 40 41 42 43 44 566 420 / 5651
ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ፣ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም

ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ፣ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም ክብል ሓካይም ብዘይዶብ MSF ትማሊ ሰሉስ 16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ባህርያዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ባህርያዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ዘውጽኦ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 2.5 ሚልዮን ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ናብ ዓድታቶም ተመሊሶም። [...]
ኡጋንዳ፣ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ንኣሽቱ ንጥፈታት ንግዲ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣሲሮም

ኡጋንዳ፣ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ንኣሽቱ ንጥፈታት ንግዲ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣሲሮም

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ካንሳንጋ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ክነጥፉ ጸኒሖም ዝተባህሉ፣ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ከምዝተኣስሩ ሚኒስትሪ ው [...]
ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ፈጣን ሓይልታት 23 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ፈጣን ሓይልታት 23 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ዕጡቓት ፈጣን ሓይልታት፣ ነጋዶን ሰለማውያን ሰለማውያን ሰባት ኣብ ልዕሊ ዘመላልሳ ዝነበራ ቃፍላይ ብዝኸፈትዎ፣ ብውሕዱ 23 ሰባት ከምዝተቐትሉን [...]
ሞቛድሾ፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ተቐቲሎም

ሞቛድሾ፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ሓደ ቤት መግብን ሻሂን ተኣኻኺቦም፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ2024ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ትሽዓተ [...]
10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኦም፣ ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ዝተረፉለን ሃገራት፣ ዕዉታት ስፖርተኛታት ዝኾኑ 10 ኤርትራውያን፣ ነተን ዝነብሩለን ወይ ዜግነት [...]
ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

RADIO ERENA - Monday, 15 July 2024 https://www.youtube.com/watch?v=mC3_UQZ_XLE [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 14 July 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ሓምለ 2024   [...]
1 40 41 42 43 44 566 420 / 5651