Author: amanuel

1 37 38 39 40 41 578 390 / 5776
ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝምድና ክትስርት ከምእትደሊ ገሊጻ

ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝምድና ክትስርት ከምእትደሊ ገሊጻ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝድምና ክትምስርት ከምእትደሊ ገሊጻ። ቀዋሚ ወኪል ጂቡቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር መሓመድ ሰይድ ዱል፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከጋጥም ንዝኽእል ጸጥታዊ ስግኣት ንምምካት ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት ዝውዕል'ዩ ዝበለቶ 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ከምዝመደበት ተገሊጹ። እስራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳንርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን፣ ብ06 ጥቅምቲ [...]
إقالة جيتاشو ردأ من منصب رئيس إدارة إقليم التجراي

إقالة جيتاشو ردأ من منصب رئيس إدارة إقليم التجراي

إذاعة إرينا الدولية 07.10.2024 قامت جبهة تحرير شعب تيغراي، بقيادة الدكتور دبريظين  جبري ميكائيل، بإقالة جيتاشيو ردأ من منصب رئيس الإدارة المؤقتة لإ [...]
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

RADIO ERENA - Monday, 07 October 2024 ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ካብ መዝነት ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ህ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 06 October 2024 Radio Erena · ሰንበት 06 ጥቅምቲ 2024   [...]
ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 መበል 11 ዓመት፣ ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ተዘኪሩ። ድሕሪ'ቲ ንመላእ ዓለም ዘዛረበን ዘሕዝን ናይ [...]
1 37 38 39 40 41 578 390 / 5776