Author: amanuel
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዓመታዊ ባጀተን፣ ንትምህርቲ ዝስላዕ መጠን ገንዘብ ብዝተዓጻጸፈ ክውስኻ፣ ጻውዒት ቀሪቡ
RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዓመታዊ ባጀተን፣ ንትምህርቲ ዝስላዕ መጠን ገንዘብ ብዝተዓጻጸፈ ክውስኻ፣ ጻውዒት ቀሪቡ።
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ካብ ዕለት 27 ግንቦት ጀሚሩ ንኣርባ [...]
“ስምምዕ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን፣ ብሑቲ መጥቃዕቲ ንዘጋጥመን መራኽብ ንምውሓስ ዝሕግዝ’ዩ” ሶማሊላንድ
RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024
ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ምጥቃም ኣፍደገ ባሕሪ ዝገበረቶ ስምምዕ ኣብቲ ጽዑቕ መስመር ማይ ቀይሕ ባሕሪ ብሑቲ መጥቃዕቲ ዘጋጥመን መራኽብ ንምውሓስ ዝሕግዝ ምዃኑ ፕረ [...]
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል
RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024
ትማሊ ሰንበት ኣብ ሸፊልድ ብሪጣንያ ኣብ ጎደናታት ብዝተፈጥረ ባእሲ ኤርትራውያን 22 ሰባት ኣብ ሕክምና ተዓቒቦም ከም ዘለዉ ደይሊ መይል ገሊጻ።
ድሕሪ'ቲ ዕግርግር ፖ [...]
ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ተማሕጺኑ
RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024
ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ትማሊ ሰንበት ኣብ ኤርትራ በጺሑ።
እቲ ርክብ፣ ክልተኣዊ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራትን ንምዕባይ መዳያት ሓባራዊ ምትሕብባር [...]
إصابة ثلاثة إرتريين بإصابات متوسطة في اشتباكات بين انصار النظام ومناوئيه في جنوب تل أبيب بإسرائيل
إذاعة إرينا :23.05.2024
ذكرت صحيفة إسرائيل تايمز بأن ثلاثة إرتريين أصيبوا بإصابات متوسطة نتيجة اشتباك بين أنصار النظام الارتري ومناوئين له في جنوب [...]
ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣቓልቦ ክውሃቦ (USCIRF) ጸዊዑ
RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024
ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (USCIRF)፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ዝያዳ ኣቓልቦ ክገብር ዝ [...]
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ
RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንሰለስቲኦም ማእከላይ ጉድኣት ከምዝወረዶም እስራኤል ታይምስ ገሊጻ።
እቶም ኤርትራውያን ብ ኣእማንን [...]
ኣየርላንድ፣ ስጳኛን ኖርወይን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ይህባ
RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024
ኣየርላንድ፣ ስጳኛን ኖርወይን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ክህባኣ ምዃነን ሓቢረን።
እዚ ውሳኔ ኣብ መንጎ ኤውሮጳን እስራኤልን ዘሎ ዝምድና ናብ ተኣፋፊ ኩነታት ዝወ [...]
رئيس الوزراء الأثيوبي أبي أحمد يجري تعديلاً وزارياً مفاجئاً
إذاعة إرينا الدولية :22.05.2024
في بيان صدر قبل ثلاثة أيام، عين مكتب رئيس الوزراء وزيرة الري والمناطق الجافة عائشة محمد وزيرة للدفاع
وكانت الوزيرة [...]
دراسة بحثية لموقع الجزيرة نت تقول إن الصحافة الارترية تواجه صعوبات جمة في الداخل وفي الشتات
إذاعة إرينا الدولية : 22.05.2024
قال موقع الجزيرة نت الاثنين الماضي إن الصحافة الارترية تواجه صعوبات جمة في الداخل الارتري وفي دول الشتات التي يتوا [...]