Author: amanuel
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ
Radio Erena: Friday, 31 May 2024
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ናይ’ዚ ዓመት ብሉጽ ጸሓፋይ ተባሂሉ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ።
ኣብቲ ብዕለት 28 ግንቦት፣ ኣብ ሊልሃመር ኖር [...]
ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: Friday, 31 May 2024
ልዕሊ 30 ኣህጉራውያን ዘይመንግስታውያን ትካላት፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ኣቕሪበን።
እዘን ዘ [...]
الحوثيون يسقطون مسيرة أميركية و يصعدون الهجمات على السفن في البحر الأحمر وبحر العرب
إذاعة إرينا الدولية :31.05.2024
قالت جماعة أنصار الله الحوثي إنها أسقطت مسيرة أمريكية من نوع أم كيو مساء الاربعاء الماضي أثناء قيامها بأعمال عدائي [...]
ፓሪስ፣ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ናብ መጻንሒ ማእከል ግዒዞም
Radio Erena: Thursday, 30 May 2024
ጸወታታት ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ እዋን፣ ፖሊስ ፈረንሳ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ፓሪስ ግዝያዊ ቴንዳታት ዘርጊሖም ክነብሩ ዝጸንሑ ብኣማኢት [...]
ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሌራ
Radio Erena: Thursday, 30 May 2024
ክሊማዊ ለውጢ ዘኸተሎ ብርቱዕ ዝናብን ዕልቕልቕልን ኣብ ገለ ክፋል ምብራቕን ደቡባውን ኣፍሪቃ ለበዳ ሕማም ኮሌራ የለዓዕል።
ኣብ ማላዊን ዛምብያን ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ [...]
ሑቲ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 30 May 2024
ሑቲ ናይ የመን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ግዝኣት ማሪብ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል ሑቲ ያህያ ሳሪ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ማሪብ ኣብ ዝ [...]
نائب رئيس مجلس السيادة السوداني يلتقي الرئيس الارتري و يتباحثان بشأن الاوضاع السودانية
إذاعة إرينا الدولية 29.05.2024
في زيارة قيل إنها جاءت في إطار مشاركة السودان فى احتفالات اريتريا بأعياد الاستقلال ، التقى نائب رئيس مجلس السيادة ال [...]
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣቶ ስለሺ በቀለ፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቡ
RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣቶ ስለሺ በቀለ፣ ስልጣኑ ብገዛእ ነብሱ ክገድፍ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቡ።
ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስተር ሃብቲ ማይን መስኖ [...]
‘ሃገራት ምዕራብ፣ ምርጫ ከይካየድ ዕንቅፋት ይኾናና ኣለዋ’ ሳልቫ ኪር ማያርዲት
RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ንኸይካየድ፣ ሃገራት ምዕራብ ዕንቅፋት ይኾና ኣለዋ፣ ክብል ፕረዚደንት’ታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ከሲሱ።
ንሱ ብዕለ [...]
وزارة الاعلام الارترية تعلن عن تعرض نظام الإنترنت إلى هجوم إلكتروني واسع النطاق تزامنا مع أعياد الاستقلال
إذاعة إرينا الدولية 29.05.2024
أعلنت الحكومة الارترية بأن نظام الانترنت في البلاد تعرض لهجوم سيبراني واسع النطاق ظهر الرابع والعشرين من مايو، تزام [...]