Author: amanuel

1 289 290 291 292 293 565 2910 / 5650
ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

Radio Erena: 26 December 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ሰጊሩ ናብ መሬት ትግራይ ከምዘይኣቱ ምውሳኑ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘለዎ ደገፍ ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ብዓ [...]
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ን10ይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ኣብ መንጎ ሲቪላዊ ልፍንቲ ፍልልያት ይፍጠር ኣሎ

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ን10ይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ኣብ መንጎ ሲቪላዊ ልፍንቲ ፍልልያት ይፍጠር ኣሎ

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ከተማ ካርቱም ንዓስራይ መዓልቲ ብዘይምቁራጽ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝጉድኡ ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት ቁጽሪ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ብቀ [...]
ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ብውሑዱ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ማእከላይ [...]
ኡጋንዳ፡ ኣብ ልዕሊ ዕዳኣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ሸሚታ

ኡጋንዳ፡ ኣብ ልዕሊ ዕዳኣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ሸሚታ

Radio Erena: 24 December 2021 ኣብ ኡጋንዳ ብፍላይ ድማ ከተማ ካምፓላ ድሕሪ ዝተኻየደ ዘይንቡር መጥቃዕትታት ቦምብ፡ መንግስቲ እታ ሃገር ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝገበሩ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ዝወሰዱ ዕጡቓት ሓይልታት መ [...]
ኬንያ፡ መርከብ ህንዲ ኣባሪራ

ኬንያ፡ መርከብ ህንዲ ኣባሪራ

Radio Erena: 24 December 2021 ሰብ መዚ ኬንያ ናብ ዛንዚባር እትጉዓዝ ዝነበረት መርከብ ህንዲ ናብ ሃገራ ክትምለስ ብምስግዳድ ካብ ማያዊ ክሊ ኣፍሪቃ ክትወጽእ ኣዞዞም። እታ መርከብ ዝተበከለ ጉሓፍ ጽዒና ከ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝገዝኣቶ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝገዝኣቶ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 24 December 2021 ሰበስልጣን ኣመሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝሸመተን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ (ድሮን) ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ጉድኣት የውርዳ ኣለዋ ብምባል [...]
ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ኤርትራውያን ኣዴታት ብበዓል ሓዳረን ወይ ሰብኡተን ዝነበሩ ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ኤርትራውያን ከቢድ ስምባደ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

Radio Erena: 23 December 2021 መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘሎ ዘይምዕሩይ ዝርጋሐ ክታበት ኮቪድ-19 ክትዓራረ ንምሕጋዝ ክልተ ሚልዮን ክታበት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትውፊ ምዃና ገሊጻ። እቲ ኣ [...]
ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ሶማልያ ዓሪዱ ዘሎ ስርሒት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ‘ኣሚሶም’ (Amisom) ንተወሳኺ ሰለስተ ወርሒ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጽዲቑ። በዚ መሰረት እ [...]
ማ.ሪ.ኣፍሪቃ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዕሱባት ሩስያ እገዳ ጌሩ

ማ.ሪ.ኣፍሪቃ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዕሱባት ሩስያ እገዳ ጌሩ

Radio Erena: 22 December 2021 ቆንስል ሚኒስትራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዝነጥፍ ዘሎ ዋንገር ግሩፕ (Wanger Group) ናይ ዕሱባት ሩስያውያን ጉጅለ ዝተፈላለየ እገዳታ [...]
1 289 290 291 292 293 565 2910 / 5650