Author: amanuel

1 18 19 20 21 22 565 200 / 5648
ኤርትራ፡ ጓል 85 ዓመት ኣደ ዝርከብኦም 23 ኣመንቲ መሰኻኽር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ይሳቐዩ ኣለዉ

ኤርትራ፡ ጓል 85 ዓመት ኣደ ዝርከብኦም 23 ኣመንቲ መሰኻኽር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ይሳቐዩ ኣለዉ

RADIO ERENA - Saturday, 09 November 2024 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም 2024፡ ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት እናገበሩ ዝሓዝዎም 23 ኣመንቲ መሰኻክር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ኣብ ከቢድ ስቓ [...]
بسبب تدخل الحكومة في شئون المؤسسات الدينية،  الكنيسة  الأرثوذكسية الإرترية  تعلن أنها ستنتخب بطريركًا سادسًا بعد عامين من فراغ المنصب الديني

بسبب تدخل الحكومة في شئون المؤسسات الدينية، الكنيسة الأرثوذكسية الإرترية تعلن أنها ستنتخب بطريركًا سادسًا بعد عامين من فراغ المنصب الديني

إذاعة إرينا الدولية : 07.11.2024 أعلنت الكنيسة  الأرثوذكسية الإريرية، التي ظلت بدون بطريرك منذ عام 2022، بسبب تدخل الحكومة في شئون المؤسسات الدينية [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾና ሓደስቲ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ሸሚቱ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾና ሓደስቲ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ሸሚቱ

RADIO ERENA - Thursday, 07 November 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነተን ናይ መጀመርታ ዝኾና ኣርባዕተ Airbus A350-1000 ሸሚቱ ናብ ስራሕ ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። እዘን ስርሓት ኤውሮ [...]
ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ጀርመን ምብጻሕ ይገብር

ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ጀርመን ምብጻሕ ይገብር

RADIO ERENA - Thursday, 07 November 2024 ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ኣብ ጀርመን ርእሰ-ከተማ በርሊን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይገብር ኣሎ:: ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ቻንስለር ጀርመን ኦላ [...]
ንክልተ ዓመታት ብዘይፓትርያርክ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያርክ ክትመርጽ ምዃና ኣፍሊጣ

ንክልተ ዓመታት ብዘይፓትርያርክ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያርክ ክትመርጽ ምዃና ኣፍሊጣ

RADIO ERENA - Thursday, 06 November 2024 ካብ 2022 ኣትሒዛ፣ ብዘይ ፓትርያርክ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያርክ ክትመርጽ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ብሰንኪ ምትእት [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 06 ሕዳር 2024 ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 06 ሕዳር 2024 ፈነወና

RADIO ERENA - Wednesday, 06 November 2024 Radio Erena · ረቡዕ 06 ሕዳር 2024   [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ግጭት ሱዳን ምትእትታው ንዝፍጽሙ ግዳማውያን ኣጠንቂቓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ግጭት ሱዳን ምትእትታው ንዝፍጽሙ ግዳማውያን ኣጠንቂቓ

RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን፣ ቶም ፐርየሎ፣ ኣብ ግጭት ሱዳን፣ ምትእትታው ንዝፍጽሙ ናይ ግዳም ሓይልታት ወይ ሃገራት ኣጠንቂቑ። ንሱ፣ ነዚ ዘጠንቀቐ፣ ኤርትራ ሚሊ [...]
መንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ በረራ ደው ኣቢሉ

መንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ በረራ ደው ኣቢሉ

RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024 መንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንክሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንግዜኡ ደው ከምዘበለ፣ ብ03 ሕዳር፣ ኣፍ [...]
1 18 19 20 21 22 565 200 / 5648