Author: amanuel

1 14 15 16 17 18 565 160 / 5648
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ሳልሕ እድሪስ ከኪያ – ብኣስመሮም ሃይለ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ሳልሕ እድሪስ ከኪያ – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024 https://www.youtube.com/watch?v=rQvuuPW3oiM [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 03 December 2024 Radio Erena · ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024   [...]
بالرغم من الصراع  الذي يمزقه ، السودان لا يزال يستضيف  أكثر من 146 ألف لاجئ إرتري

بالرغم من الصراع الذي يمزقه ، السودان لا يزال يستضيف أكثر من 146 ألف لاجئ إرتري

إذاعة إرينا الدولية 02.12.2024 ويستضيف السودان، الذي يعاني من حرب بين قوتين عسكريتين منذ أبريل 2023، حاليا أكثر من 146 ألف لاجئ إرتري، وفقا للأمم ا [...]
መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ንሶማልን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ተበግሶ ከምዝወስዱ ተገሊጹ

መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ንሶማልን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ተበግሶ ከምዝወስዱ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024 መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ መንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ብዘተ ንምፍታሕ ተበግሶ ከምዝወስዱ፣ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ30 ሕ [...]
‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት

RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024 ካብ ሚያዝያ 2023 ኣትሒዛ ብኵናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት እትሕመስ ዘላ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቝባ ከምዘላ ሕቡ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 01 December 2024 Radio Erena · ሰንበት 01 ነሓሰ 2024   [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

RADIO ERENA - Thursday, 28 November 2024 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቕበሎ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ንምርጫ ጁባላንድ ዝነጸጎ፣ ሕጋዊን ቅዋማዊን መስ [...]
ሶማልን ቱርኪየን ተወሳኺ ወትሃደራውን ጸጥታው ስምምዕ ከቲመን

ሶማልን ቱርኪየን ተወሳኺ ወትሃደራውን ጸጥታው ስምምዕ ከቲመን

RADIO ERENA - Wednesday, 27 November 2024 ሶማልን ቱርኪየን፣ ኣብ ወትሃደራዊን ጸጥታውን መደባይ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ኣብ ምድህሳስ ነዳዲ [...]
1 14 15 16 17 18 565 160 / 5648