Radio Erena: 24 November 2020

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
እቶም ኤርትራ’ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘይምኽኣሎም፣ ኣብ ከቢድ ናይ መነባብሮ ብድሆ ወዲቖም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ከተረጋግጽ ክኢላ ኣላ።
==============