በዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ

በዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ

Radio Erena: 16 June, 2014

Israel Prison

ንበዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ተባሂሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቕትለት ፈጺሙ።

ዮርሳሌም ፖስት ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ እቲ ሓድሪም ኣብ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ስደተኛታት፣ ፍርዲ ክወሃቦ ኣብ ትጽቢት እንከሎ’ዩ ዝሓለፈ ሰሙን ብጨርቒ ተሓኒቑ ህይወቱ ዘሕለፈ።

እቲ ስሙ ዘይተሓበረ ወዲ 39 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ኣብ ታሕሳስ 2012 ንበዓልቲ ቤቱ ብኻራ ድሕሪ ምቕታሉ፣ ካብ ጥሪ 2013 ኣትሒዙ ፍርዲ ንኽወሃቦ ኣብ ቤት ማእሰርቲ’ዩ ጸኒሑ።

====================

 

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0