Category: ሰብኣዊ መሰላት
‘መንግስቲ ኤርትራ ክሸጦ’የ ዝብሎ ዘሎ ኣባይቲ ፖለቲካዊ ደገፍ ዲያስፖራ ንምርካብ’ዩ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ
መንግስቲ ኤርትራ ብስም ባንክ ንግድን ኣባይቲን ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን መንበሪ ኣባይቲ ብኤውሮ ክሸጠሎም ኣውጺእዎ ዘሎ ሓድሽ ውጥን፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ጥራይ ንምርካብ ዘይኮነ፣ ፖለቲካዊ ደገፍ ዳያስፖራ'ውን ንምርካብ ዝዓለመ'ዩ ክ Read More
ሸሞንተ መጋቢት ዓለም ለኻዊ ደቀንስትዮ
ኣብቲ ንመሰል ርእሰ ውሳኔን ናጽነትን እንቃለሰሉ ዝነበርና እዋን ሸሞንተ መጋቢት፡ ዕለተ ዝኽሪ እተን ድርብ ወጽዓን ጭኮናን ዝነበረንን ዘለወንን ደቀንስትዮ ዓለምናን ሃገርናን ስለዝኾነት ካብተን ብዓቢ ክብሪ እነብዕለን ዝነበር Read More
ምውስዋስ ቅዋም – ክምብል በለዶ- ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ፧
ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት እቲ ኣብ 1997 ብሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ጸዲቑ ከብቅዕ ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ከብሒ ፕረዚደንት ዝበለየ ቅዋምና ኣብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣስመራ ይሽየጥ ምህላዉ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ንኣስታት ሰለስተ ዓ Read More