Category: News

إذاعة إرينا الدولية ـ البرنامج العربي ليوم الإربعاء 09 أبريل2025
RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=1Lnf3IAWFP4 [...]
‘ዜጋታት ኤርትራ፣ ናብ ብሪጣንያ ብጃላቡ ካብ ዝሰግሩ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም’
RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025
ብጀላቡ ናብ ብሪጣንያ ካብ ዝውሕዙ ዘለዉ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታት ኤርትራ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሕዙ ዘ ታይምስ ዝተባህለ መርበብ ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ [...]
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን
RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘተኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ሓቢሩ።
ኣብቲ ብሰኑይ 07 ሚያዝያ፣ ኣብ ኣ [...]
الامن الاثيوبي يعتقل أكثر من 200 إرتري بتهمة تنفيذ مهام لصالح الحكومة الارترية
إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2025
ذكرت وسائل إعلام أثيوبية بأن الحكومة الإثيوبية اعتقلت أكثر من 900 شخص، من بينهم 224 إرتريًا، في أديس أبابا .وقال [...]
تعيين القائد العام لقوات التجراي رئيسا للإدارة المؤقتة للإقليم
إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2025
عين رئيس الوزراء الاثيوبي آبي أحمد، القائد العام لقوات التجراي ونائب رئيس الإدارة المؤقتة للإقليم الجنرال تادسي و [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ሚያዝያ 2025 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025
Radio Erena · ሰሉስ 08 ሚያዝያ 2025
[...]
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ልዩተናትን ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ክኸውን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሰሉስ 08 ሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንንዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ፣ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፈትሐት ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት – ሁማን ራይትስ ዎች ሓቢሩ።
እቶም ብሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንጸጥታ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተልእኾ ተዋፊሮም ንዝበሎም፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ከምዝኣሰረ ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Monday, 07 April 2025
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ንጸጥታ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተልእኾ ተዋፊሮም ዝበሎም፣ 224 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 900 ሰባት ከምዝኣሰረ መርበባት ዜና እታ ሃ [...]

ስድራቤታትኩም ናብ ካናዳ ብኸመይ ከተምጽኡ ትኽእሉ?
RADIO ERENA - Monday, 07 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=Xi_Nb2zrOCk [...]