Category: ዜና ኤርትራ

1 635 636 6376364 / 6364

ብሕታዊ ወፍቲ ኣብ ኤርትራ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ

ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ዝተኻየደ ብሕታዊ ወፍሪ ካብ’ቲ ቅድኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ዓመታት ብዕጽፍታት ከምዝጎደለ ክኢላታት እዚ ዓውዲ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኽዎ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣረዲኦም። መንግስቲ ኤርትራ 27ን 28ን [...]

ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ሕማቕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ሊብያ በንቓዚ ዝርከቡ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ሶማላውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡ፣ ነቶም ግዳያት ኣዘራሪቡ ኣብ ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣጀንሲያ ሓበሻ ኣፍሊጡ። ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣጀንሲያ ሓበሻ ኣብ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ኢራን ዘለዋ ተስፋ ትገልጽ

ኤርትራ፣ ኢራን በቲ ሒዛቶ ዘላ ፖለቲካዊ ጽልዋ፣ ሰላምን ጸጥታን ኣብ ምውሓስ ዓቢ ተራ ክትጻወት ትኽእል’ያ ኢላ ከምእትኣምን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።ሚኒስተር ዑስማን ኣብ ዋዕላ ሻራ ዘይብለን ሃገራት ኣብ ዝተሳተፈ [...]

መንግስቲ እስራኤል ግፋ ከካይድ መዲቡ

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ክቱር ጽልኢ ከምዘለዎ ዝንገረሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ብሙሉኦም ክጥረዙ’ለዎም ክብል ምስ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለ [...]
1 635 636 6376364 / 6364