Category: ዜና ወጻኢ

1 2 3 4 5 6 209 40 / 2088 POSTS
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

RADIO ERENA - Tuesday, 29 October 2024 ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ፣ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ምክልኻል ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብርጋዴር ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ሓቢሩ። ንሱ፣ Read More
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ 120 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ 120 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 28 October 2024 ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ ኣብ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 120 ሰባት ከምዝቐተሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ሃገር ወቒሱ Read More
ሶማል፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝዋፈር ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከምዘይትደሊ ኣነጺራ

ሶማል፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝዋፈር ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከምዘይትደሊ ኣነጺራ

RADIO ERENA - Thursday, 24 October 2024 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ከም መተካእታ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝዋፈር ኣረጋጋኢ ሓይሊ፣ ሰራዊት ኢትይጵያ ክህሉ ከምዘይደሊ ኣነጺሩ። እቲ መንግስቲ Read More
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ናብ ሰራዊት ሱዳን ኢዱ ሂቡ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ናብ ሰራዊት ሱዳን ኢዱ ሂቡ

RADIO ERENA - Thursday, 24 October 2024 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ፣ ኣቡ ዓቕላ ካኪል፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዝሃበ ተሓቢሩ። ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣ Read More
ግብጺ ካብ ሕማም ዓሶ ናጻ ኮይና

ግብጺ ካብ ሕማም ዓሶ ናጻ ኮይና

RADIO ERENA - Wednesday, 23 October 2024 ግብጺ ንኣስታት ሚእቲ ዓመት ብዝገበረቶ ጻዕሪ ካብ ሕማም ዓሶ ጠቕሊላ ናጻ ከምዝኾነት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዓሶ ካብ ግዜ ፎርዖናት ኣትሒዙ ንኣእላፍ ዓመታት Read More
ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ

ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 23 October 2024 ብደረጃ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ ናይ 17 ጥቅምቲ 2024 ጸ Read More
ሱዳን፣ ናይ ሩስያ ወትሃደራዊት ናይ ጽዕነት ነፋሪት ብተወንጫፊ ተሃሪማ

ሱዳን፣ ናይ ሩስያ ወትሃደራዊት ናይ ጽዕነት ነፋሪት ብተወንጫፊ ተሃሪማ

RADIO ERENA - Tuesday, 22 October 2024 ኣብ ሱዳን ዝኸፍአ ግጭት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ዞባ ዳርፉር፣ ዋንነት ሩስያ ዝኾነት ናይ ጽዕነት ነፋሪት ብተወንጫፊ ተሃሪማ፣ ወዲቓ ተሓምሺሻ። ኣብታ Ilyushin Il-7 Read More
ኢትዮጵያ፣ ኣሃዱ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣቝማ

ኢትዮጵያ፣ ኣሃዱ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣቝማ

RADIO ERENA - Monday, 21 October 2024 ኢትዮጵያ፣ ኣሃዱ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ከምዘቖመት፣ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ብ20 ጥቅምቲ ሓቢሩ። እዛ ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብላ ሃገር፣ ኣብ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ዝዋፈር ኣ Read More
ትያትሮ ምርጫ ኣመሪካ- 2ይ ክፋል – ብኣስመሮም ሃይለ

ትያትሮ ምርጫ ኣመሪካ- 2ይ ክፋል – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Saturday, 12 October 2024 https://www.youtube.com/watch?v=XA2841qIEKo Read More
ቀይሕ ባሕሪ፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዖማን ተምርሕ ዝነበረት መርከብ ብተወንጫፊ ተሃሪማ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዖማን ተምርሕ ዝነበረት መርከብ ብተወንጫፊ ተሃሪማ

RADIO ERENA - Thursday, 10 October 2024 ኣብ ቀይሕ ባህሪ፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዖማን ተምርሕ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ፣ ብተወንጫፊ ከምዝተሃርመት ተሓቢሩ። እታ Read More
1 2 3 4 5 6 209 40 / 2088 POSTS