Category: ዜና

1 4 5 6 7 8 384 60 / 3831
ኢትዮጵያ፣ ንግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋጊጻ

ኢትዮጵያ፣ ንግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋጊጻ

RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024 ኢትዮጵያ፣ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንዘለዎ ሉኣላውነትን ንግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋግጊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዘረጋገጸት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ [...]
መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ምስ ቱርኪየ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም

መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ምስ ቱርኪየ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም

RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰን ማሕሙድ፣ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ምስሕሕብ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 10 ታሕሳስ፣ ናብ ቱርኪየ ከምዘምርሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ግጭት ኣካይዶም

ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ግጭት ኣካይዶም

RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024 ኣብ መንጎ 'ቶም ብ'ዳርዊሽ' ዝፍለጡ ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማልን፡ ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
‘ሰራዊት ሱዳን፡ ኣብ ሰሜናዊ ዳርፉር ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም’

‘ሰራዊት ሱዳን፡ ኣብ ሰሜናዊ ዳርፉር ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም’

RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024 ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፡ ብሰኑይ 09 ታሕሳስ፡ ኣብ ሰሜናዊ ዳርፉር ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብውሕዱ 100 ሰባት ከምዝተቐትሉ፡ ሲቪካዊ ማሕበር ጠበቓታት እታ ሃገ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ላዕለዎት ሰበ ስልጣናትን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ላዕለዎት ሰበ ስልጣናትን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫ ኪር ሚያርዲት፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ጀነራል ሳንቲኖ ደንግ ዎል ካብ ስልጣኑ ከምዝኣለዮ፣ መንግስታዊ መግለጺ ኣ [...]
ስዑዳውያን ሓካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ኣካይዶም

ስዑዳውያን ሓካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ኣካይዶም

RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024 ስዑዳውያን ሓይካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ። እቶም ሓካይም፣ ኣካል ናይቲ ብትካል ግብረ ሰናይ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 10 December 2024 Radio Erena · ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024   [...]
ህቦብላ ሶርያ – ብኣስመሮም ሃይለ

ህቦብላ ሶርያ – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024 https://www.youtube.com/watch?v=L-gcmM9vmNQ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ወትሃደራትን ኣጽዋርን ተዋፍር ኣላ ክትብል ሶማል ከሲሳ

ኢትዮጵያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ወትሃደራትን ኣጽዋርን ተዋፍር ኣላ ክትብል ሶማል ከሲሳ

RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024 ኢትዮጵያ፣ ናብታ ዝሓለፈ ሰሙን ምርጫ ብምክያዳ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኣብ ምስሕሓብ እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ወትሃደራትን ኣጽዋርን ተዋፍር ምህላዋ ተገሊ [...]
1 4 5 6 7 8 384 60 / 3831