Category: ዜና ወጻኢ

1 3 4 5 6 7 209 50 / 2088 POSTS
ኣብ ሱዳን፡ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምውፋር ውጥን ከምዘየለ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ገሊጹ

ኣብ ሱዳን፡ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምውፋር ውጥን ከምዘየለ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 10 October 2024 'ኣብ ሱዳን፡ ድሕነት ሰለማውያን ሰባት ንምርግጋጽ፡ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምውፋር ውጥን ኣሎ' እናተባህለ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ፡ ፍሉይ Read More
ሶማል፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ

ሶማል፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ ሰራዊት ከዋፍር ከምዝወሰነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን፣ ኣሕመድ ሙዓሊም ፊቂ ገሊጹ። Read More
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከጋጥም ንዝኽእል ጸጥታዊ ስግኣት ንምምካት ንዝዋፈራ መራኽብ ኵናት ዝውዕል'ዩ ዝበለቶ 1.2 ቢልዮን ዶላር ባጀት ከምዝመደበት ተገሊጹ። እስራ Read More
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት ጎንደርን ባህርዳንርን ኣልማማ ማእሰርቲ ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን፣ ብ06 ጥቅምቲ Read More
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

RADIO ERENA - Monday, 07 October 2024 ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ካብ መዝነት ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ህ Read More
ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 ብድምር ልዕሊ 300 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ንዝተበገሳ ክልተ ጀላቡ ዝመርሑ ዝነበሩ ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ፣ ነቶም ስደተኛታት ኣብ ማእከል ባሕሪ ክወ Read More
‘ንሶማል ንድግፋ ኣንጻር ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮናን። ምንእቲ ርግኣት ዘልዋ ሃገር ክትከውን’ዩ’

‘ንሶማል ንድግፋ ኣንጻር ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮናን። ምንእቲ ርግኣት ዘልዋ ሃገር ክትከውን’ዩ’

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 'ንሶማል ንድግፋ ምእንቲ ኢትዮጵያ ኢልና ኣይኮነን። ን30 ዓመታት ዝሰኣነቶ ርግኣት ምእንቲ ክህልዋ ኢና' ክብል ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ። ፕ Read More
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር Read More
እስራኤል ንሑቲ ተጥቅዕ፣ ሑቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ይቕጽል

እስራኤል ንሑቲ ተጥቅዕ፣ ሑቲ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራኽብ ይቕጽል

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቓዛን ሊባኖስን ተካይዶ ዘላ መጥቃዕታት፣ ካብ ሑቲ ንዝመጽኣ ዘሎ ተጻብኦታት ንምግታእ ብዝብል፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ደብዳብ ኣካይዳ። Read More
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ተመሪቝ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ተመሪቝ

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብቻይና ዝተሃንጸ፣ ኣብ መዓልቲ 150 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ዘፍሪ ግዙፍ ፋብሪካ ከምዝተመረቐ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቲ ብ28 መስከረ Read More
1 3 4 5 6 7 209 50 / 2088 POSTS