Category: ዜና ወጻኢ
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
RADIO ERENA - Tuesday, 29 October 2024
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ፣ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ምክልኻል ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብርጋዴር ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ሓቢሩ።
ንሱ፣ Read More
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ 120 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Monday, 28 October 2024
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ ኣብ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 120 ሰባት ከምዝቐተሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ሃገር ወቒሱ Read More
ሶማል፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝዋፈር ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከምዘይትደሊ ኣነጺራ
RADIO ERENA - Thursday, 24 October 2024
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ከም መተካእታ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝዋፈር ኣረጋጋኢ ሓይሊ፣ ሰራዊት ኢትይጵያ ክህሉ ከምዘይደሊ ኣነጺሩ።
እቲ መንግስቲ Read More
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ናብ ሰራዊት ሱዳን ኢዱ ሂቡ
RADIO ERENA - Thursday, 24 October 2024
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ፣ ኣቡ ዓቕላ ካኪል፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዝሃበ ተሓቢሩ።
ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣ Read More
ግብጺ ካብ ሕማም ዓሶ ናጻ ኮይና
RADIO ERENA - Wednesday, 23 October 2024
ግብጺ ንኣስታት ሚእቲ ዓመት ብዝገበረቶ ጻዕሪ ካብ ሕማም ዓሶ ጠቕሊላ ናጻ ከምዝኾነት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ዓሶ ካብ ግዜ ፎርዖናት ኣትሒዙ ንኣእላፍ ዓመታት Read More
ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 23 October 2024
ብደረጃ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ ናይ 17 ጥቅምቲ 2024 ጸ Read More
ሱዳን፣ ናይ ሩስያ ወትሃደራዊት ናይ ጽዕነት ነፋሪት ብተወንጫፊ ተሃሪማ
RADIO ERENA - Tuesday, 22 October 2024
ኣብ ሱዳን ዝኸፍአ ግጭት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ዞባ ዳርፉር፣ ዋንነት ሩስያ ዝኾነት ናይ ጽዕነት ነፋሪት ብተወንጫፊ ተሃሪማ፣ ወዲቓ ተሓምሺሻ።
ኣብታ Ilyushin Il-7 Read More
ኢትዮጵያ፣ ኣሃዱ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣቝማ
RADIO ERENA - Monday, 21 October 2024
ኢትዮጵያ፣ ኣሃዱ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ከምዘቖመት፣ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ብ20 ጥቅምቲ ሓቢሩ።
እዛ ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብላ ሃገር፣ ኣብ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ዝዋፈር ኣ Read More

ትያትሮ ምርጫ ኣመሪካ- 2ይ ክፋል – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Saturday, 12 October 2024
https://www.youtube.com/watch?v=XA2841qIEKo Read More
ቀይሕ ባሕሪ፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዖማን ተምርሕ ዝነበረት መርከብ ብተወንጫፊ ተሃሪማ
RADIO ERENA - Thursday, 10 October 2024
ኣብ ቀይሕ ባህሪ፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዖማን ተምርሕ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ፣ ብተወንጫፊ ከምዝተሃርመት ተሓቢሩ።
እታ Read More
