Category: ሃገራዊ ዜና

“ኩሎም ቆልዑት ‘ዮም፡ ኣይንገደሰሎም” ክፉት ዘተ ምስ ዳዊት ዘርእዝጊ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=8Lehr2tAqSM Read More
ኢትዮጵያ፣ ንግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋጊጻ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
ኢትዮጵያ፣ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንዘለዎ ሉኣላውነትን ንግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋግጊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዘረጋገጸት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ Read More
መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ምስ ቱርኪየ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰን ማሕሙድ፣ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ምስሕሕብ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 10 ታሕሳስ፣ ናብ ቱርኪየ ከምዘምርሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር Read More
ስዑዳውያን ሓካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ኣካይዶም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ስዑዳውያን ሓይካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ።
እቶም ሓካይም፣ ኣካል ናይቲ ብትካል ግብረ ሰናይ Read More
ናይ ሎሚ ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 10 December 2024
Radio Erena · ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024
Read More

ህቦብላ ሶርያ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=L-gcmM9vmNQ Read More
ፕረዚደንት ሶርያ ነበር፣ ባሽራ ኣል ኣሳድ ኣብ ሩስያ ዑቕባ ሓቲቱ
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
ንሶርያ፣ ካብ ኣቦኡ ስልጣን ተቐቢሉ፣ ን24 ዓመታት ክመርሓ ዝጸንሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ባሻር ኣል ኣሳድ፣ ብወትሃደራዊ ጎነጽ ተቓወምቲ ሓይልታት ድሕሪ ምእላዩ፣ ናብ ሩስያ Read More

ድርሰት ደርፍታት ኤርትራ ናይ ቀድምን ሕጅን እንታይ ይመስል? – ዘተ ምስ ኣቶ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=mHk_tgXAQo0 Read More
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 08 December 2024
Radio Erena · ሰንበት 08 ታሕሳስ 2024
Read More

ኣብ ዩጋንዳ ብዛዕባ ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ፍሉይ ኣገልግሎት ሕማም ቆርበት – ዘተ ምስ ዶ/ር ዓንደመስቀል መልኣከ
RADIO ERENA - Friday, 06 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=6mNqIlwkxN4 Read More