ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ

ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ።
እቲ ንዕለት 3 መስከረም ተወዲቡ ዝነበረ በዓል ደገፍቲ ህግደፍ ዝተሰረዘሉ ምኽኒያት፣ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ብዝሃቦ ትእዛዝ መሰረት ምዃኑ፣ ካብ ምምሕዳር ጊሰን ዝተዋህበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ቆንስላዊ ጉዳያት ህግደፍ ነቲ በዓል ምስራዙ፣ ሩፍታ ከምዝተሰመዖ ገሊጹ።
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንታት ብተቓወምቲ ህግደፍ ድሕሪ ዝተራእየ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓውሞ፣ ነዚ ንካልኣይ እዋኑ ክካየድ ተፈቒዱሉ ዝነበረ በዓል፣ ተደራራቢ ሓለዋ ክዋፈረሉ፣ ተጠሊቡ ምንባሩ ይግለጽ።

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 1
  • comment-avatar
    Samson 3 years ago

    Kkkkkkkkkk Menesey Andi heko hager Berged Nehamedu Sesen