ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ

Radio Erena: 12 December 2019

ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ።

እቲ ብ10 ታሕሳስ 2019፣ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ፈረንሳ ተወዲቡ፣ ብኮሚሽን ምምኽካር ንሰብኣዊ መሰላት ፈረንሳ ንሬድዮ ኤረና ዝተዋህበ ፍሉይ ስልማት፣ እታ ሬድዮ፣ ኣብ ጉዳያት ስደተኛታት፣ ሰብኣዊ መሰላትን ካልእ ኣርእስታትን ብምትኳር እትገብሮ ዘላ ኣበርክቶ ወግዓዊ ኣፍልጦ ንምሃብ’ዩ።

ሬድዮ ኤረና ኣብ ኣብ 2017’ውን፣ ኣብ ብሪጣንያ ብዝመደበሩ፣ ንጋዜጠኛታትን ማዕከናት ዜናን ዓመታዊ ስልማትን ኣፍልጦን ዝህብ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣህጉራዊ ትካላት ሜድያ One World Media ፍሉይ ሽልማት ምዕዋታ ይዝከር።

================

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0