ሓበሬታ!

እዚ ሓበሬታዚ ንተኸታተልትና ከነካፍል ሕጉሳት ኢና!

ራድዮ ኤረና ምስ FroggyTalk ብዝገበረቶ ምትሕብባር፡ ብርትዓውን ቀሊልን መንገዲ ናብ ዝደለኹሞ ክፍሊ ዓለም ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

እዚ ምትሕብባር፡ ምስ መቕርብኩምን ፈተውትኹም ንእትገብርዎ ርክባት ብዝያዳ ዘቃልልን ዘሐይልን ዩ፡፡

FroggyTalk ንማሕበረኮም ኤርትራ ንምቅርራብ ዘንቀዶ ኣገልግሎት፡ ምስ ናይ ራድዮ ኤረና ዝቃዶ ዩ፡፡ መተግበሪ ናይ FroggyTalkብትግርኛ ዝሰርሕን ንተገልገልቲ ቀሊልን ዩ፡፡

? ንተኸታተልቲ ራድዮ ኤረና ፍሉይ ምጉዳል ዋጋ ኣለዎ! ?

FroggyTalk ንመጀመርያ እዋን ኣብ እትግልገልሉ፡ ERENA ኮድ ብምእታው፤ 20% ናይ ዋጋ ምጉዳል ክህልወኩም ዩ፡፡

ናይ FroggyTalk መተግበሪ ኣብዚ ጥብቆ ኣለኩም! ? https://froggytalk.sng.link/D2h3p/3s7o/g7zd

COMMENTS

WORDPRESS: 0