1 884 885 886 887 888 904 8860 / 9035

ምእሳር ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል

ድሕሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ፎርቶ ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝተወስደ ስጉምቲ፣ ምእሳር ሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ።     ኣቐዲሙ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደ [...]

“መንግስቲ ኤርትራ ምትሕብባር ኣብዩ” በድዋንተ ኪታሩዝ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ንዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምጽራይ ምስ ዝቖመት ጉጅለ ምትሕብባር ከምዝኣበየ ተገሊጹ።    ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ሰብኣዊ መሰላት ንጉዳይ ኤርትራ ከተጻሪ ዝተመዘት በድዋንተ ኪታሩዝ ኣብ ዝ [...]

ኣብ ኣስመራ ምጥቃም ጀኔረተራት ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተነጺጉ

ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ካብ ንጥፈታተን ተዳኺመን ዘለዋ ሓያሎ ትካላት ከተማ ኣስመራ ጀኔረተራት ንኽጥቐማ ዘቕረብኦ ሓሳብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ነጺግዎ።     ኣብ ኣስመራ ብዘይካ ዓበይቲ ሆቴላትን ውሱናት ብመንግስቲ ዝተፈ [...]

ኤርትራ ሒዛቶም ዘላ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ

ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን፣ መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዘሎ ኣስታት 200 ዝኾኑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ።    እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 2006 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳን 85 [...]

ፕ.ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ቐጠር ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒ ኣብ ዶሓ ተራኺቡ ተዘራሪቡ።    ካብ ቀንዲ መወልቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነት ቐጠር፣ ብጉዳይ እቲ ገና ማዕልቦ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኤርትራን ጅቡትን፣ ጉዳይ ክራይ ወደ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሕ.ኤ. ሓገዝ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ተወሳኺ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ኣስመራ ምስ ዝርከብ ወኪል እቲ ሕብረት ጽዑቕ ርክባት የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ሕብረት ኤውሮጳ ነቲ ካብ 2009 ክሳብ 2013 ንኣርባዕተ ዓመታት [...]

ኡጋንዳ ካብ ሱዳን ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

መንግስቲ ኡጋንዳ ንኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ንምዕላው ይሰርሕ ኣሎ ክብል ብካርቱም ንዝቐረበ ክሲ ኡጋንዳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ።     ኣፈኛ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ኣሕመድ ኢብራህም ኣል ጣህር ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ዓጺያቶ

ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ከምዝዓጸወቶ፣ እቲ ኣብ ቛጠር ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣፍሊጡ።    እቲ ኣብ ዶሓ ዝመደበሩ መራኸቢ ብዙሃን ኣልጀዚራ፣ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ምዕፋን መርበብ ሓበሬታ [...]

ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ከቢድ ጸገም የኸትል

ዋጋታት ናህሪ ክራይ ኣባይቲ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ሰማይ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሕጂ'ውን ነቲ ንስድራቤታት ሓደ ካብቲ ዝኸበደ ጾር ኮይንወን ዘሎ ቅልውላው ንምፍትሑ ዝኾነ ተበግሶ ንምውሳድ ቅሩብ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። [...]

ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ንጥፈታቱ ይቕጽል

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ነቲ  ብተሳተፍቲ ስርሒት ፎርቶ ኣብ 21 ጥሪ ዝቐረበ ጠለባት፣ ብዕለት 6 ናይዚ ወርሒ’ዚ ናብ ድምጺ ሓፋሽ ብምድዋል ብቐጥታ ኣብ ኣየር ከም ዝስማዕ ምግባሮም፣ ኣካየድቲ’ቲ ፕሮጀክት ናብ ሬ [...]
1 884 885 886 887 888 904 8860 / 9035