1 817 818 819 820 821 984 8190 / 9836

ብው.ሕ.ሃ. ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ።

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንኸተጻሪ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ።    እታ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ መ [...]

ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ብምንቁልቋሉ፣ ቁጠባ ሱዳን ብከቢድ ክጽሎ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ኣይ.ኤም.ኤፍ. ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ብምንቁልቋሉ፣ ቁጠባ ሱዳን ብከቢድ ክጽሎ ምዃኑ ሓቢሩ።    ደቡብ ሱዳን 75 ሚእታዊት ዕቑር ሃብቲ ነዳዲ ሒዛ ናጽነታ ድሕሪ ምእዋጃ፣ ኣብ ሱዳን ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው [...]

ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል

መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣንፈት ኣቓልቦ ህዝቢ ንምጥምዛዝ ዘካይዶም ሜላታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ እቲ ብዕለት 1 ሓምለ ኣብ ሰዓታት [...]

ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኤውሮጳ ኣብ ፖለቲካ ሃገራት ምዕራብ ቀንዲ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ጥራይ 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ [...]

ተቓወምቲ ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ንመጻረዪ ነዳዲ ንሳልሳይ ግዜ ደብዲቦም

ተቓወምቲ ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ከተማ ዓደን ንዝርከብ መጻረዪ ነዳዲ ንሳልሳይ ግዜ ከምዝደብደብዎ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።    ኣብቲ ብሰኑይ ዝተኻየደ ደብዳብ ሚሳይል፣ ኣብ ርእሲ’ቲ ብቀዳም ዝተደምሰሰ 2 ኣጋንእ [...]

ምፍርራህ ሰበስልጣን እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ይቕጽል

ሰበስልጣን እስራኤል ነቶም ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ሖሎት ዝርከቡ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ናብ ዩጋንዳ ወይ ሩዋንዳ ክጣየሱ እንተዘይፈቒዶም፣ ንዘይተወሰነ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሳሃሮኒም ክእሰሩ ምዃኖም የፈራርሑ ኣለዉ። [...]

ኣብ ሱዳን ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም

ኣብ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም።     እዞም ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ዝወጹ፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ድሕሪ [...]

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ

ወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ብምዝዛሙ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዳግማይ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ።    ኣብቲ ንልዕሊ 7 ሰዓታት ዝቐጸለ ክትዕን ዘተን፣ ነዚ ብማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቕካ ዝግ [...]
Pro-change Eritreans from all over Europe held a demonstration in Geneva

Pro-change Eritreans from all over Europe held a demonstration in Geneva

Radio Erena: 27 June 2015 Report by Biniam Simon Pro-change Eritreans from various parts of Europe held a peaceful demonstration in the Swiss capital [...]
Eritreans in Ethiopia held a rally in support of the COI report

Eritreans in Ethiopia held a rally in support of the COI report

Radio Erena: 27 June 2015 Eritrean refugees in Ethiopia held a rally in support of the United Nations Commission of Inquiry report in the capital Add [...]
1 817 818 819 820 821 984 8190 / 9836