1 814 815 816 817 818 991 8160 / 9902
ኣብ ኤርትራ ንሸውዓተ ዓመታት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ሱዳናዊ ከምዝሞተ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ንሸውዓተ ዓመታት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ሱዳናዊ ከምዝሞተ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 August 2015 ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ሱዳናዊ ከምዝሞተ መርበብ ሓበሬታ ዲፕሎማት ገሊጹ። እቲ ማእሙን ዳርዊሽ ዝተባህለ ሱዳናዊ ንሸውዓተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ ከምዝሞተ'ዩ [...]
ስዑዲ ዓረብ ቁጠባ ሱዳን ንምሕዋይ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ሱዳን ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

ስዑዲ ዓረብ ቁጠባ ሱዳን ንምሕዋይ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ሱዳን ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

Radio Erena: 14 August 2015 ስዑዲ ዓረብ ነቲ ብሰንኪ እገዳ ተዳኺሙ ዘሎ እቶት ናይ ወጻኢ ባጤራ ሱዳን ንምሕዋይ ኣብ ማእከላይ ባንክ እታ ሃገር ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣቐሚጣ። እቲ ዝተቀመጠ ሓደ ቢልዮን ዶላር፣ ኣብዘን ዝሓለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ብውሕዱ 270 ጥሪት ሞይተን

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ብውሕዱ 270 ጥሪት ሞይተን

Radio Erena: 13 August 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዋሕዲ ወቕታዊ ዝናብ ኣሉታዊ ጽልዋ ምፍጣሩ ክፍሊ ሜትዮሮሎጂ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብሰንኪ'ዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ዝናብ ኣብ ገለ ከባቢታት ደቅርን ከም ከብትን ጤሌ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ኣብ ሖሎት ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1200 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ክልቀቑ ኣዚዙ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ኣብ ሖሎት ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1200 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ክልቀቑ ኣዚዙ

Radio Erena: 12 August 2015 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ብሰሉስ 11 ነሓሰ ኣብ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ው [...]
ኢሰል ዝተባህለ ኩባንያ ህንዲ ኣብ ከባቢ ባዳ ዕደና ፖታሽ ክጅምር’ዩ

ኢሰል ዝተባህለ ኩባንያ ህንዲ ኣብ ከባቢ ባዳ ዕደና ፖታሽ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 12 August 2015 ኢሰል ዝተባህለ ኩባንያ ህንዲ፣ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ባዳ ዳህሳስ ዕደና ፖታሽ ከካይድ ፍቓድ ረኺቡ። እቲ ኩባንያ፣ 736 ትርብዒት ኪሎሜተር ኣብ ዝሽፍን ከባቢ ደንካልያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ኣትሒዙ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብቕትለት ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ተጠርጢሮም

ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብቕትለት ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ተጠርጢሮም

Radio Erena: 12 August 2015 ብቕትለት ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝተጠርጠሩ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም 23 ከምኡ ድማ 35 ዓመት ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን ነታ 55 ዓመት ዝዕድሚኣ ሽወደናዊትን [...]
ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ሊብያ ይጽበዩ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ሊብያ ይጽበዩ ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 12 August 2015 ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ይጽበዩ ምህላዎም፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ስርሒት ምድሓን ህይወት ናይ ዝተዋፈረ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ [...]
ሱዳን፣ ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ የምርሑ ምንባሮም ዝተገልጹ 101 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ድሕሪ ናይ 4 ኣዋርሕ ማሰርቲ ለቒቓቶም

ሱዳን፣ ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ የምርሑ ምንባሮም ዝተገልጹ 101 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ድሕሪ ናይ 4 ኣዋርሕ ማሰርቲ ለቒቓቶም

Radio Erena: 11 August 2015 ሱዳን፣ ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ የምርሑ ምንባሮም ዝተገልጹ 101 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ድሕሪ ናይ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ለቒቓቶም። እቶም ካብ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዞም ኣብ ቀይዲ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሶማል ሓሙሽተ ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሶማል ሓሙሽተ ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 11 August 2015 ኣብ ማእከል ሶማል ኣብ እትርከብ ከተማ ሃላጋን ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ኣብ እትመለላልስ ሚኒባስ ብዝኸፈቶ ቶዅሲ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰለማውያን ሰባት ከምዝቀተለ ማዕከን ዜና ሸበለ [...]
እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝክእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት ሰራዊታ ናብ ውሽጢ ሲናይ ከተዋፍር መንግስቲ ግብጺ ፈቒዱ

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝክእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት ሰራዊታ ናብ ውሽጢ ሲናይ ከተዋፍር መንግስቲ ግብጺ ፈቒዱ

Radio Erena : 10 August 2015 እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝኽእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት፣ ሰራዊታ ናብ ውሽጢ መሬት ሲናይ ክኣቱ መንግስቲ ግብጺ ከምዝፈቐደ ተገሊጹ። ኣብ ብለንደን ብቋንቋ ዓረብእትሕተም ጋዜጣ ሻ [...]
1 814 815 816 817 818 991 8160 / 9902