1 813 814 815 816 817 836 8150 / 8358

Article:- ሓድሽ ፕሮጀክት ምህናጽ ኣባይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ጸገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዶ ወይስ ካዝና ህግደፍ ንምድንፋዕ?

ኣብ ኣስመራ ፕሮጀክት ምህናጽ መንበሪ ኣባይቲ ሓድሽ ተርእዮ ኣይኮነን። ቅድሚ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ 1998 ዝተኻየደ ኵናት ብሰምበል ኮምፕሌክስ ሃውሲንግ ዝፍለጥ ብናይ ኮርያ ኩባንያ ኪንግናም ዝተሳለጥ ፕሮጀክት ምንባሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን። [...]

ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ በብእዋኑ ዝርአ ዘሎ ምግምማዕ ንገስጋስ ዴሞክራስያዊ ለውጢ የናውሖ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ዝተፈላለየ ውድባትን ደምበታትን በብእዋኑ ዝርአ ምግምማዕን ምፍንጫላትን፣ ንሓድነት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ደሞክርስያዊ ለውጢ ክህሉ ዝምነዩን ዝጽዕሩን ኤርትራውያን የማህምኖ ከምዘሎ ዝገለጹ ስሞም ክዕቀበሎም ዝመረጸ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ብ [...]

“ኣብ ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ቕዋም ክትግበርን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑን ከንብብ ኣይተገደድኩን” ሓላፊ ኤሪ ቲቪ ጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ

ኣብ 21 ጥሪ ለውጢ ዝሓተቱ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ንሚኒስትሪ ዜና ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዝተቖጻጸርሉ እዋን፣ ሓላፊ ክፍሊ ቴሌቪዥን ኣስመላሽ ኣብርሃ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑን ቅዋም ክትግበርን ዝጠልብ ጻውዒት እቶም ሰራዊት ከተንብብ ተገ [...]

ሓድሽ ፕሮጀክት ምህናጽ መንበሪ ኣባይቲ ኣስመራ ጸገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዘይኮነ ካዝና መንግስቲ ንምድንፋዕ ዝዓለመ’ዩ ተባሂሉ

ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣብ ከቢድ መዋጥር ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ዜጋታት መንበርን ናይ ትካላት ኣባይትን ብምህናጽ ክሸጠሎም መዲቡ ከምዘሎ ጎስጓስ የካይድ ኣሎ።   መንግስቲ ኤርትራ ኣቐዲሙ ነቶም ኣብ ወጻኢ [...]

መጓዓዝያ ካብን ናብን ኣስመራን ካልኦት ከተማታት ኤርትራን እናበኣሰ መጺኡ

ካብ ኣስመራ ናብ ካልኦት ከተማታት ዝገይሽ ህዝቢ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መጓዓዝያ ሪጋ ንምሓዝ ኣብ ፈቐዶ እንዳውቶቡሳት ይሓድር ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።   ብህግደፍ ብዝውነን ኩባንያ ሓራት ተባሒቱ ዝርከብ ካብን ናብን ኣስመ [...]

ኣባል ሚኒስትሪ ዜና ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም ብኽሲ ስግረ ዶብ ንኻልኣይ ግዜኡ ተኣሲሩ

ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ኣባል ክፍሊ ኣገልግሎታት ወጻኢ፣ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም፣ ብክሲ ስግረ ዶብ ንኻልኣይ ግዜኡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዝኣተወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።   ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም፣ ኣቐዲሙ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሙጋበ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ደጊሙ ከምዝተዓወተ ንዝገለጸ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ናይ እንቛዕ ሓጎሰካ መልእኽቲ ከምዝልኣኸ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ብመንገዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ኤምብሲ ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ፕረዚደንት [...]

ኣብ ኣስመራ ጸልማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታን ክትራንን ይስዕርር።

ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ጸላማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታ እናዛየደ ይምጸእ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ፣ ጉዳይ ስርቕን ዝምታን ካብ ኣውራ ዕላላት ኮይኑ ከምዘሎ ዝጠቐሱ እቶም ምንጭታት፣ ብፍላይ [...]

ዒድ ኣልፈጥሪ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ብድምቐት ተባዒሉ።

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ ምስልምና፣ ንዒድ ኣልፈጥሪ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ በዓል ጸንቢሎሞ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወጻኢ ሃገራትን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና፣ ኣብ ከከተማኦም ናብ ዝርከብ መሳጊድ ብምዃድን ናይ ሓ [...]

ብሪጣንያ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ምኽፋል ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ ምጽቓጣ ትንቐፍ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምእካብ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ መንግስቲ ብሪጣንያ ስቕታ ምምራጹ ኒውስ ስቴትስ መን ነቒፋ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ብሪጣንያ ንኤምባሲ ኤርትራ መጠንቐቕታ ሂባ [...]
1 813 814 815 816 817 836 8150 / 8358