
ክሳብ 50 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦታት ናብ ታዕሊም ክወርዱ ካልኣይ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 21 October, 2014 ናብ ታዕሊም ክወርዱ ዝተነግሮም ክሳብ 50 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት፣ ትማሊ ሰኑይ 20 ሰነ ኣብ ዘዝተመደበሉ ከባቢታት ምምሕዳር ክርከቡ ዝቐረበ ጻውዒት፣ እወታዊ ምላሽ ከምዘ [...]

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣባላት ኣልሸባብ ምዃኖም ዝተገልጹ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 21 October, 2014 ሰራዊት ኬንያ፣ ምስ ኣልሸባብ ምትሕሓዝ ኔርዎም ንዝበሎም ሓሙሽተ ሶማላውያን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዝርከብ ከባቢ ሞያለ ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ሰራዊት ኬንያ፣ ኣብቲ ዘ [...]

ኢራን ንተቓወምቲ ሺዓ ናይ የመን ዘለዋ ደገፍ ብወግዒ ገሊጻ
Radio Erena: 21 October, 2014 ኢራን፣ ነቶም ኣብ ደቡባዊ የመን ዝግስግሱ ዘለዉ ተቓወምቲ ሺዓ ዘለዋ ደገፍ ብወግዒ ገሊጻ። ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣማኸርቲ መራሒ እስላማዊ ሰውራ ኢራን ኣያቶላህ ኻሜናኢ፣ ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ [...]

Eritrean Airlines, providing services with leased aircrafts deemed unprofitable
Radio Erena: 20 October, 2014 A former Eritrean Airlines manager calls out an attempt by the Eritrean Airlines to provide services with leased aircra [...]

ብመንጎኝነት ቀጠር ዝተኸተመ ሓፈሻዊ ስምምዕ ኤርትራን ጅቡትን ምዕባለታት ከምዘየርኣየ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 October, 2014 ኤርትራን ጅቡትን ብመንጎኝነት ቀጠር ኣብ 6 ሰነ 2010 ዝኸተምኦ ሓፈሻዊ ስምምዕ፣ ምዕባለታት ከርኢ ከምዘይክኣለ፣ ንምንጭታት ሰበስልጣን ቀጠርን ጅቡትን ብምጥቃስ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡ [...]
ማዕከናት ዜና ፈረንሳ፣ ሕጂ’ውን ኣብ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ተወሳኺ ዘተ የካይዳ
Radio Erena: 20 October, 2014 ብባይቶ ፈረንሳ እትውነን Public Senat ዝተባህለት መደበር ተሌቪዥን እታ ሃገር፣ ብቀዳም ምሸት ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ናይ ኣስታት ሓደ ሰዓት ዘተ ኣካይዳ። እታ [...]

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብናይ ክራይ ነፈርቲ ጥራይ ኣገልግሎት ክህብ ኣኽሳሪ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 October, 2014 መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብኽራይ ነፈርቲ ጥራይ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከካይድ ኣኽሳሪ ምዃኑ ኣካያዲ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ነበረ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ገሊጹ። ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፣ ንተሞክሮ መንገ [...]

Eritrea’s Ambassador to France faces challenges by French reports
Radio Erena: 17 October, 2014 Eritrea’s Ambassador to France – Hanna Simon was confronted by French reporters to a statement she made denouncing the [...]

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን ካብ ጋዜጠኛታት ፈረንሳ ብድሆ ገጢምዋ
Radio Erena: 17 October,2014 ትማሊ ሓሙስ 16 ጥቕምቲ ምሽት ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እትንጸባርቕ ባርባራዊ ጉዕዞ 'voyage en Barbarie' ዘርእስታ ፊልም፣ ድሕሪ'ቲ [...]

“መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሶማል ወትሃደራዊ ምትእትታው ይፍጽም ምህላዉ ዘረጋገጽ መርትዖ የለን።” ተቖጻጻሪ ጉጅለ ው.ሕ.ሃ
Radio Erena: 17 October, 2014 ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሶማል፣ ወትሃደራዊ ምትእትታው ከምዝፈጸመ ዘረጋግጽ ዝኾነ መርትዖ ከምዘይረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ንጉ [...]