1 807 808 809 810 811 990 8090 / 9891
ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ ዝፈሸለሉ ምኽንያት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ዘትዮም

ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ ዝፈሸለሉ ምኽንያት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ዘትዮም

Radio Erena: 15 September 2015 ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ 2006 ምስ መንግስቲ ሱዳን ዝተኸተመ ስምምዕ ኣስመራ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለሉ ምኽንያት ብዝምልከት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ዶናልድ ቡዝ ዘትዮም። እቶም ኣብ ት [...]
ጀርመን ብሰንኪ ዋሕዚ ስደተኛታት ዶባታ ትዓጹ

ጀርመን ብሰንኪ ዋሕዚ ስደተኛታት ዶባታ ትዓጹ

Radio Erena: 15 September 2015 ጀርመን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ኦስትርያ ዘለዋ ዶብ ንግዜኡ ዓጽያቶ። እታ ሃገር፣ ካብ ኦስትርያ ንዝብገሳ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ዶባታ ከይሓልፋ'ውን ንዝተወሰነ ሰዓታት ከልኪላ ምንባ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣባላት ደምህትን ካልኦት ተቓወምትን ይኣስር

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣባላት ደምህትን ካልኦት ተቓወምትን ይኣስር

Radio Erena: 15 September 2015 ኣቦ መንበር ደምህት ልዕሊ 680 ዕጡቓት ኣባላቱ ጠርኒፉ ብመንገዲ ሱዳን ናብ ኢትዮያ ድሕሪ ምስጋሩ፣ ኣብ ኤርትራ ካብ ዝተረፉ ሓያሎ ኣባላት ደምህትን ካልኦት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያን [...]
“ናብ ኢትዮጵያ ዝሃደመ ኣቦ መንበር ደምህት፣ ሰላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ ኔሩ” ጎስጓስ መንግስቲ ኤርትራ

“ናብ ኢትዮጵያ ዝሃደመ ኣቦ መንበር ደምህት፣ ሰላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ ኔሩ” ጎስጓስ መንግስቲ ኤርትራ

Radio Erena: 14 September 2015 ናብ ኢትዮጵያ ዝሃደመ ኣቦ መንበር ደምህት ኣቶ ሞላ ኣስገዶም፣ "ሰላይ ወያነ'ዩ" ኔሩ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ጎስጓስ የካይድ ኣሎ። ኣቦ መንበር ናይቲ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝመደበሮም ዝተፈላ [...]
ፕረዚደንት የመን፣ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ መስርሕ ሰላም እታ ሃገር ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት የመን፣ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ መስርሕ ሰላም እታ ሃገር ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 14 September 2015 ኣብ ስደት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ርያድ ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተወደበ መስርሕ ሰላም ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ተቓወምቲ ሑቲ ካብቲ ዝሓዝ [...]
UPDATED: ብሰንኪ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ኦል ኣፍሪካን ጌይምስ ዘይተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣንጸባራቒ ዓወት ተጓናጺፋ

UPDATED: ብሰንኪ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ኦል ኣፍሪካን ጌይምስ ዘይተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣንጸባራቒ ዓወት ተጓናጺፋ

Radio Erena : 11 September 2015 ኣብ መበል 11 ውድድር መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ (All African Games) ንምክፋል ናብ ከተማ ብራዛቪል ኮንጎ ዘቕነዐት፡ ደቒ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት፡ ሃገራ [...]
ግብጺ ኣብ የመን ሰራዊት ኣዋፊራ

ግብጺ ኣብ የመን ሰራዊት ኣዋፊራ

Radio Erena : 11 September 2015 ልፍንታዊ ሓይሊ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ኣጋር ሰራዊተን ኣብ ዘዋፍራሉ ዘለዋ እዋን፣ ግብጺ 800 ወትሃደራት ልኢኻ። እቲ ናብ የመን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ግብጺ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣሃዱታት [...]
ደንማርክ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ጀርመን ንዘለዋ ናይ ባቡር መጓዓዝያ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ

ደንማርክ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ጀርመን ንዘለዋ ናይ ባቡር መጓዓዝያ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena : 11 September 2015 ደንማርክ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ካብን ናብን እታ ሃገርን ጀርመን ንንዘሎ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ብዘይካ'ዚ ብኣቶቡሳት ክመጹ ንዝክእሉ ስደ [...]
ብሩኽ ወደይ…

ብሩኽ ወደይ…

Radio Erena: 10 September 2015         ብሩኽ ወደይ...      ዝሰደድካለይ ደብዳቤን ስእልን በጺሑኒ። ከም ወዮ ዝበልካዮ ማዳኻ ሃሲሱ ምርኣየይ ባህ ኢሉኒ'ዩ ዝወደይ። ሱዳን ካብ ዝነበርካሉ ግዜ ዝሰደድካዩ ኣሳእል [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መማህራን ላዕለዋይ ደረጃ ንምምላእ 35 ኬንያውያን ቆጺሩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መማህራን ላዕለዋይ ደረጃ ንምምላእ 35 ኬንያውያን ቆጺሩ

Radio Erena: 10 September 2015 ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ከቢድ ናይ መማህራን ዋሕዲ ኣጋጢምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኮሚሽን ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ 35 ኬንያውያን መማህራን ከምዝቖጸረ ተሓቢሩ። እቲ ኮሚሽ [...]
1 807 808 809 810 811 990 8090 / 9891