1 801 802 803 804 805 826 8030 / 8255

‘መንግስቲ ኤርትራ ክሸጦ’የ ዝብሎ ዘሎ ኣባይቲ ፖለቲካዊ ደገፍ ዲያስፖራ ንምርካብ’ዩ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

መንግስቲ ኤርትራ ብስም ባንክ ንግድን ኣባይቲን ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን መንበሪ ኣባይቲ ብኤውሮ ክሸጠሎም ኣውጺእዎ ዘሎ ሓድሽ ውጥን፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ጥራይ ንምርካብ ዘይኮነ፣ ፖለቲካዊ ደገፍ ዳያስፖራ'ውን ንምርካብ ዝዓለመ'ዩ ክ [...]

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ዝተፈላለየ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ መግለጺታት ኣውጽኤን

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ዝተፈላለየ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ መግለጺታት ኣውጽኤን።   እተን ውድባት፣ ኣብ መግለጺታትን ሓደ መስከረም 1961 ንውሉድ ወለዶ ዝነበር ታሪኽ ዝሰነደት ዕለት [...]

ኣብ ቦሎኛ ንኽልተ መዓልታት ዝተኻየደ ዋዕላ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ

ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ቦሎኛ ዝተኻየደ ዋዕላ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ።   ኣብቲ ወከልቲ ሓያሎ ፖለቲካውን ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ሲ [...]

ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተዘኪሩ

መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ትማሊ ሓደ መስከረም ተዘኪሩ።   ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ንምጉንጻፍ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ ልዕሊ 20 ዓመታት ፖለቲካዊ ልቃሲ ኣብ ዕጹው ማዕጹ ድሕሪ ምብጽሑ፣ ኣብ ሓደ መስከረም 19 [...]

ኣብ ኤርትራ ኣብ እዋን ክራማት ዝተራእየ ደረቕ ኩነታት ኣየር ኣብ ሕርሻ ጽልዋ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ናይዚ እዋን እዚ ክራማት፣ ደረቕ ኩነታት ኣየር ከምእተራእየ ኩነታት ዘራእቲ ዝከታተል ጉጅለ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።   ኣብ ወርሓ- ሓምለ ዝተራእየ ዘይንቡር ደረቅ ኩነታት ኣየር፣ ነቲ ካብ ሰነ ክሳብ መስከረም ዘሎ [...]

ኣብያተ ሕክምና እስራኤል፣ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ደቂንስትዮ ናይ ምምካን ሳዕቤን ዘለዎ መከላኸሊ ጥንሲ ይዕድላ

ኣብያተ ሕክምና እስራኤል ንኤርትራውያን ደቂንስትዮ ስደተኛታትን ኣይሁድ ዝመበቖለን ኢትዮጵያውያንን ብፍሉይ ክትዕድሎ ዝጸንሐት መከላኸሊ ጥንሲ፣ ናይ ምምካን ሳዕቤን ዘለዎ ከምዝኾነ ይግለጽ ኣሎ።   ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ምንጭታት ሬድዮ [...]

ኣብ ግብጺ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ሻቕሎት ሸሚምዎም

ኣብ ግብጺ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታታ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ሸሚምዎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።   ሬድዮ ኤረና ካብ ከተማ ካይሮ ዝተወከሰቶም ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ብሰንኪ’ቲ ዝካየድ ዘ [...]

“ሽግር ኤርትራ፣ ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፣ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ቦሎኛ ክካየድ’ዩ

ኩሎም ደሞክርስያዊ ለውጢ ዝጠልቡ ኤርትራውያን ክሳተፍዎ ዝፈቐደ ዋዕላ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ቦሎኛ ኢጣልያ ክካየድ’ዩ።   ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝኾ [...]

ጸገም ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራ መሊሱ እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

ጸገም ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጥርዙ በጺሑ። ህዝቢ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ሓደ ፊስቶ ማይ ኣብ ሰሙን ብኩፖን ይዕደሎ ኣሎ።   እዚ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመቱ ቐጺሉ ዘሎ ዝበኣሰ ጸገም ዝስተ ማይ መንግስቲ መንገሲ ነባሪ ፍታሕ ከናድየ [...]

ኣብ ጁባ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 10 ዝኾኑ ኤርትራውያን ነጋዶን ወነንቲ ትካላትን ተቐቲሎም

ኣብ ጁባ ንሓደ ኤርትራዊ ነጋዳይ ብምዝማት ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ዕጡቓት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ምክትል ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ጀነራል ኣጉስቲኖ ጃዳላ ሓቢሩ።   እቶም ሰለስተ ኡጋንዳውያንን ሓደ ደቡብ ሱዳናውያን፣ ካላሽትን ሸጓጉጥን [...]
1 801 802 803 804 805 826 8030 / 8255