1 771 772 773 774 775 991 7730 / 9901
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ጅቡቲ ገና ዘይተፈትሐ ጉዳይ ንምዝርራብ ናብ ቀጠር ኣምሪሑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ጅቡቲ ገና ዘይተፈትሐ ጉዳይ ንምዝርራብ ናብ ቀጠር ኣምሪሑ

Radio Erena: 15 March 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ጅቡቲ ዘሎ ጉዳይን ሓፈሻዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከምኡ ድማ ምዕባለታት የመንን ብዝምልከት ምስ ኣሚር ቀጠርን ካልኦት ሰበ ስልጣንን እታ ሃገ [...]
መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

Radio Erena: 15 March 2016 መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብምትኳር ዘትዩ። እቲ ትማሊ 14 መጋቢት ካብ 9 ናይ ንግሆ ክሳብ ፍርቂ መዓልቲ፣ ኣብ ጄኔቫ [...]
ፕረዚደንት ኢጣልያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽም

ፕረዚደንት ኢጣልያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽም

Radio Erena: 15 March 2016 ፕረዚደንት ኢጣልያ ሰርጂዮ ማታሬላ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብዘይካ'ቲ ምስ [...]
ኣብ የመን፣ ኣብ ደብዳብ ተዋፊራ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ

ኣብ የመን፣ ኣብ ደብዳብ ተዋፊራ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ

Radio Erena: 15 March 2016 ኣብ የመን ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ተሰዊራ። ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ እታ ሃገር ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ እታ ነፋሪት ንወትሃደራዊ ተልእኾ ድሕሪ ምብራራ [...]
ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዶላር ርእሰ-ማል ይውንኑ

ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዶላር ርእሰ-ማል ይውንኑ

Radio Erena: 14 March 2016 ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይውስኽ ምህላዉ በዓል መዚ ወፍሪ ኡጋንዳ ኣፍሊጡ። ኡጋንዳ ንወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ዘተባብዕ ባይታ ስለዘለዋ፣ ከም ኤርትራውያን ዝኣ [...]
“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

Radio Erena: 14 March 2016 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እስራኤል፡ ንሸሞንተ መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ከምዝጸንበልኦ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገርሓቢሩ። እተን ብማእከል ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተል ኣቪቭ ዝፍለጣ [...]
ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

Radio Erena: 14 March 2016 ከም መቐጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ዘካይድኦ ዘለዋ ርክባት፣ ወኪል መንግስቲ ነርወይ'ውን ብ8 መጋቢት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

Radio Erena: 11 March 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ዘተባብዕ ከይከውን ሰልፊ ህዝቢ ኤውሮጳ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ ዝበዝሑ ኣባላት [...]
ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

Radio Erena: 11 March 2016 ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቃድ ዘይብሎም ስደተኛታት ንምህዳን ብዘካየዶ ስርሒት ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ114 ቀይዱ። እቶም ሩራካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ገዛውቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ስደተኛታት [...]
ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 March 2016 ብስዑዲ ዓረብ ዝተወደበ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 10 መጋቢት ተዛዚሙ። እዚ ኣባላት ናይቲ ብስዑድ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዝኾና ሃገራት ኣስ [...]
1 771 772 773 774 775 991 7730 / 9901