1 770 771 772 773 774 991 7720 / 9909
ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ የመን ካብ 10 ሚያዝያ ክትግበር ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ የመን ካብ 10 ሚያዝያ ክትግበር ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

Radio Erena: 25 March 2016 ኣብ የመን፣ ካብ 10 ሚያዝያ ኣትሒዙ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ክትግበር ምዃኑ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብታ ሃገር እስማዒል ዎልድ ሸኽ ኣሕመድ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ [...]
ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባላት ሳሕለ-ሰሃራ ኣብ ግብጺ ይጋብኡ

ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባላት ሳሕለ-ሰሃራ ኣብ ግብጺ ይጋብኡ

Radio Erena: 24 March 2016 ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባላት ሃገራት ሳሕለ-ሰሃራ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለመ ዋዕላ፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሸርምሸኽ የካይዱ ኣለዉ። እቲ 22 ክሳብ 25 መጋቢት ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ፣ ብዘይካ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ይፍጽም

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 24 March 2016 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ይፍጽም ምህላዉ መርበብ ሓበሬታ ሚኒስትሪ ምክልካል ሱዳን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ኣፍሊጡ። እቲ ብሓላፊ ጸጥታን ወትሃደራዊ ስለ [...]
ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ 65 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ 65 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 24 March 2016 ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እቲ ጉጅለ፣ ኣብ ገማግም ባህሪ ፑንትላንድ ናብ ዝርከባ፣ ጋርማልን ሱጂን ዝተብህላ ክልተ ቁሸታት ድሕሪ ምእ [...]
ጅቡቲ፣ ሸውዓት ምሩኻትን ሓደ ሬሳን ገና ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ኣለዉ ትብል

ጅቡቲ፣ ሸውዓት ምሩኻትን ሓደ ሬሳን ገና ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ኣለዉ ትብል

Radio Erena: 23 March 2016 ጅቡቲ፣ ገና ሸውዓተ ወትሃደራታ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ከምዘለዉ ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ነቶም ብ18 መጋቢት ዝተለቑ ኣርባዕተ ምሩኳት ኵናት ድሕሪ ምቕባሉ ብመንገዲ ቴሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፎ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ቅድሚ ምጽንባር ሬክ ማቻር፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ቅድሚ ምጽንባር ሬክ ማቻር፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

Radio Erena: 23 March 2016 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ምቅይያር ናይ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘተግብር ዘሎ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ጀነራል ፖል ማሎንግ ኣዋን [...]
ሚ/ጉ ወጻኢ ቀጠር ብዛዕባ ምሩዅት ኵናት ኤርትራ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ጅቡቲ ተዘራሪቡ

ሚ/ጉ ወጻኢ ቀጠር ብዛዕባ ምሩዅት ኵናት ኤርትራ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ጅቡቲ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 22 March 2016 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ነቶም ብጅቡቲ ተታሒዞም ዘለዉ 19 ምሩዅት ኵናት ኤርትራ ንኽልቐቑ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ዝርርብ ኣካይዱ። ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝተለቑ ኣርባዕተ ምሩዃት ኵናት [...]
እስራኤል፣ ኣብ የመን ምስጢራዊ ወትሃደራዊ ስርሒት ብምክያድ 19 ኣይሁድ ኣውጺኣ

እስራኤል፣ ኣብ የመን ምስጢራዊ ወትሃደራዊ ስርሒት ብምክያድ 19 ኣይሁድ ኣውጺኣ

Radio Erena: 22 March 2016 እስራኤል፣ ኣብ የመን ምስጢራዊ ወትሃደራዊ ስርሒት ብምክያድ 19 ኣመንቲ ኣይሁዳውያን ከምዘውጽአት ኣፍሊጣ። ሰብ ስልጣን እታ ሃገር ብሰኑይ 21 መጋቢት ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፣ በቲ [...]
ኡጋንዳን ኬንያን ብዛዕባ ምዝርጋሕ ሻምብቖታት ነዳዲ ይዝትያ

ኡጋንዳን ኬንያን ብዛዕባ ምዝርጋሕ ሻምብቖታት ነዳዲ ይዝትያ

Radio Erena: 22 March 2016 ካብ ኡጋንዳ ክሳብ ኬንያ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ናይ ምዝርጋሕ መደብ ንምዝርራብ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ርክብ ኣካይዶም። ናብ ኬንያ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ምስ ኬንያዊ መ [...]
ኣብ እዋን ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት፣ ኢትዮጵያ ወራር ክትፍጽመልና’ያ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ይጉስጉስ

ኣብ እዋን ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት፣ ኢትዮጵያ ወራር ክትፍጽመልና’ያ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ይጉስጉስ

Radio Erena: 21 March 2016 መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንጽምንባል ልዑል ምስብሻብ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ኢትዮጵያ ወራር ክፈነወልና ተኽእሎ ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ጓስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ [...]
1 770 771 772 773 774 991 7720 / 9909