1 769 770 771 772 773 984 7710 / 9836
ኣቦ መንበር ኮሚቴታት እገዳ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽም ዕድመ ቀሪብሉ

ኣቦ መንበር ኮሚቴታት እገዳ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽም ዕድመ ቀሪብሉ

Radio Erena: 21 February 2016 ኣቦ መንበር ኮሚቴታት እገዳ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ራፋኤል ዳርዮ ራሚረዝ ካረኖ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ናብ ኤርትራ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ኣቦ መንበር ናብ ኤርትራ ዑ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ይቕጽል፣ ቤት ማእሰርቲ ኣምቦ ተቓጺሉ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ይቕጽል፣ ቤት ማእሰርቲ ኣምቦ ተቓጺሉ

Radio Erena: 21 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ምዕራብ ኣርሲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ መንጎ ህዝብን ሓይልታት ጸጥታ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ይቕጽል ምህላዉ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቲ [...]
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ኣብ ዴ.ሪ. ኮንጎን ደቡብ ሱዳንን ክበጽሕ’ዩ

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ኣብ ዴ.ሪ. ኮንጎን ደቡብ ሱዳንን ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 21 February 2016 ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎን ደቡብ ሱዳንን ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። ባንኪ ሙን ዑደቱ ኣብ 23 ለካቲት ብኮንጎ ፈሊሙ፣ ኣብ 25 ለካቲት ከኣ ናብ [...]
ሚ.ው.ጉዳያት ጅቡቲ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸስስ

ሚ.ው.ጉዳያት ጅቡቲ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸስስ

Radio Erena: 19 February 2016 መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ኣብ ሰሜናዊ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ መደበር ፖሊስ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቻይና-ሺንሁዋ ሓቢሩ። [...]
ሕ.ኤ. ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንመንግስቲ ሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ክሕግዝ’ዩ

ሕ.ኤ. ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንመንግስቲ ሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ክሕግዝ’ዩ

Radio Erena: 19 February 2016 ኮሚሽን ኤውሮጳ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኤርትራ ካብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝረአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ንመንግስቲ ሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ክህብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣  ንወኪል ባንክ ዓለም ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ፈቒዱ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንወኪል ባንክ ዓለም ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ፈቒዱ

Radio Erena: 18 February 2016 እቲ መንግስቲ ንወኪል ባንኪ ዓለም ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክገብር ዝፈቅድ ዘሎ ድሕሪ ሓያሎ ዓመታት'ዩ። ብሰንኩ ከኣ ባንክ ዓለም ብዛዕባ ኤርትራ እኹል መጽናዕቲ ከካይድ ብዘይምኽኣሉ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ካብ ዳዒሽ ኣምሊጠን

ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ካብ ዳዒሽ ኣምሊጠን

Radio Erena: 18 February 2016 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ሒዙወን ዝጸንሐ ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣምሊጠን። ሓንቲ ካብተን ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዳዒሽ ዘምለጣ ክልተ ኤርትራዉያን ደቂንስትዮ፣ ምስ ሬድዮ ኤ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምዕራብ ኦሮምያ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ፖሊስ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቀቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምዕራብ ኦሮምያ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ፖሊስ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 18 February 2016 ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ፣ ከባቢ ኣርሲ ዳግም ብዝተጓሃረ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ኣባላት ፖሊስ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። እቲ ግጭት ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዞባ ኦሮምያ ዝተጓ [...]
ኣርባዕተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዑደት ድሕሪ ምክያዶም ዘቕርብዎ ዘለዉ ጸብጻባት ይንቀፍ

ኣርባዕተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዑደት ድሕሪ ምክያዶም ዘቕርብዎ ዘለዉ ጸብጻባት ይንቀፍ

Radio Erena: 17 February 2016 ኣርባዕተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዑደት ድሕሪ ምክያዶም፣ ዘቕርብዎ ዘለዉ ዘለዎ ጸብጻባት ብትሪ ይንቀፍን ተቓውሞ ከኣ ይገጥሞም ምህላዉ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር የመ [...]
ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ እዋናዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ እዋናዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

Radio Erena: 17 February 2016 ድሕሪ ሞት ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሓድሽ ፓትርያርክ ኣብ ምሻም ኣብ ከቢድ መዋጥር ኣትያትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስ [...]
1 769 770 771 772 773 984 7710 / 9836