1 768 769 770 771 772 984 7700 / 9836
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

Radio Erena: 26 February 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ከምዝልኣኸ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ነቲ መልእኽቲ ብደብዳቤ ዘብጽሐ ሚኒስ [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ንማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ንማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ንመዓልታዊ ህይወት እቲ ህዝብን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ኣሰናኺሉ ከምዘሎ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ንነብ [...]
ናይ ካናዳ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ንቻይና ሸይጥዎ

ናይ ካናዳ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ንቻይና ሸይጥዎ

Radio Erena: 25 February 2016 ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ 60 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ንቻይና ክሸጦ'ዩ። እቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ ነቲ ብ"ፕሮጀክት ኣስመራ" ዝፍለጥ ዕደና ብ65 ሚልዮን ዶላር' [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 25 February 2016 ስዑዲ ዓረብ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር ምዃና ተገሊጹ። ሱዳን ትሪቡን ንምንጭታት ብምጥቃስ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ እቲ ንሱዳን ዝወሃብ ናይ 5 ቢልዮን ዶላ [...]
ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ይቕጽል፣ ቀ/ሚ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ይብል

ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ይቕጽል፣ ቀ/ሚ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ይብል

Radio Erena: 25 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ምዕራብ ኣርሲ ዳግም ዝተወልዐ ናዕብን ግጭትን ናብ ምብራቕ ሃረርጌን ካልእ ከባቢታትን እቲ ዞባ ተጎሃሂርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 12 ሕዳር ኣትሒዙ ኣብቲ ግጭ [...]
ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ ስደተኛታት ኣብ ምህዳን ተጸሚዳ እትርከብ ኢጣልያ፣ ናብ ሱዳን ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ ስደተኛታት ኣብ ምህዳን ተጸሚዳ እትርከብ ኢጣልያ፣ ናብ ሱዳን ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

Radio Erena: 24 February 2016 ካብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ክፍሊ ኢምግሬሽ፣ ክፍሊ ፖሊስን ጸረ ግብረ ሽበራን ዝተዋጽአ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ፣ ብመንገዲ ሱዳን ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት [...]
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተኣኻኸብሉ ካሌ ንምዕናው ካብ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ይጽበ

መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተኣኻኸብሉ ካሌ ንምዕናው ካብ ቤት ፍርዲ ትእዛዝ ይጽበ

Radio Erena: 24 February 2016 መንግስቲ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ተኣኻኪቦም ንዘለዉ ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ብግዴታ ንምእላዎም ዘቕረቦ እማመ ከይትግበር ብቤት ፍርዲ እታ ሃገር ተደናጉዩ። ኣማኢት ዜጋታት ኤ [...]
ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ እገዳ ኤርትራ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዛ

ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ እገዳ ኤርትራ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዛ

Radio Erena: 23 February 2016 ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣልሸባብ ይሕግዝ ከምዘሎ ዘረጋግጽ መርትዖ ከምዘይረኸበ ኣቦ መንበር ኮሚቴ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ራፋኤል ዳርዮ ራሚረዝ ካሬኖ ሓቢሩ። ንሱ ነ [...]
ሓደ ሓደ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ኢድ ኣለዎም ተባሂሉ

ሓደ ሓደ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ኢድ ኣለዎም ተባሂሉ

Radio Erena: 23 February 2016 ሓደ ሓደ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ይነጥፉ ምህላዎም ብኢጋድን ሰሃን ዝተባህለ ትካልን ኣብ ዝተወደበ መጽናዕታዊ ጽሕፉ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ሃ/ጋ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ደቂ ተባዕትዮ ኤርትራ፣  ብናይ ግዜ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይና

ሃ/ጋ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ደቂ ተባዕትዮ ኤርትራ፣ ብናይ ግዜ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይና

Radio Erena: 22 february 2016 ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ፣ ናይ ደቂተባዕትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ብውድድር ግዜ ቀዳመይቲ ተዓዊታ። ንተቐዳደምቲ ተስፎም ዑ/ማርያም፡ መኽሰብ ደበሳይ [...]
1 768 769 770 771 772 984 7700 / 9836