1 766 767 768 769 770 989 7680 / 9888
ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት፣ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ባር ትብለጽ፣ ካብ መካይን እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብዝተኸፍተ ተዅሱ ሓይሎ መንእሰያት ቆሲሎም

ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት፣ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ባር ትብለጽ፣ ካብ መካይን እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብዝተኸፍተ ተዅሱ ሓይሎ መንእሰያት ቆሲሎም

Radio Erena: 04 April 2016 ተገፊፎም ክዕለሙ ዝጸንሑ መንእሰያት፣ ብመንገዲ ኣስመራ ናብ ከባቢ ዓሰብ እናምርሑ እንከለዉ፣ ካብ መካይን እናዘለሉ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ብዝተኸፍተ ተዅሱ ቁጽሮም ዘይተፈልጡ ሓያሎ መንእሰያት [...]
ኣብ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ ጨንፈር ባረንቱ፣ ኣስታት 3 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ገንዘብ ዓማዊል ከምዝጠፍአ ተሓቢሩ

ኣብ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ ጨንፈር ባረንቱ፣ ኣስታት 3 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ገንዘብ ዓማዊል ከምዝጠፍአ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 April 2016 ኣብ ባረንቱ፣ ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ፣ ኣስታት 3 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ገንዘብ ከምዝጠፍአ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ምንጭታት ብዝልኣኽዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ተጠ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ማያት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈሩ 9 ዜጋታት ፊሊፒንስ ቀይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ማያት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈሩ 9 ዜጋታት ፊሊፒንስ ቀይዱ

Radio Erena: 04 April 2016 ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ማያት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝበሎም 9 ዜጋታት ፊሊፒንስ ከምዝቐየደ ማዕከናት ዜና ፊሊፒንስ ገሊጸን። ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጀዳ [...]
ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠሮ ጽልዋ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ኣሎ

ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠሮ ጽልዋ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ኣሎ

Radio Erena: 01 April 2016 ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ብዝፈጠር ጸቕጢ፣ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ትሕቲ 20 ናቕፋ ይሽረፍ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብዚ እዋን'ዚ ተራእዩ ዘሎ ሕግታት ዕዳ [...]
ብሕማም ምኽንያት ንሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገራት ንምጋሽ ቪዛ ዝሓቱ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምምሕዳራት መንግስቲ ብሰንኪ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽላት የማርሩ

ብሕማም ምኽንያት ንሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገራት ንምጋሽ ቪዛ ዝሓቱ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምምሕዳራት መንግስቲ ብሰንኪ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽላት የማርሩ

Radio Erena: 01 April 2016 ብሕማም ምኽንያት ንሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገራት ንምጋሽ ቪዛ ዝሓቱ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምምሕዳራት መንግስትን ክፍሊ ኢምግሬሽንን ብሰንኪ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽላት የማርሩ። ሓያሎ ካብዞም ንሕክምና ና [...]
ኣህጉራዊ ማዕበር ስደተኛታት፣ ኣብ የመን ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 485 ዜጋታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም መሊሱ

ኣህጉራዊ ማዕበር ስደተኛታት፣ ኣብ የመን ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 485 ዜጋታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም መሊሱ

Radio Erena: 01 April 2016 ኣህጉራዊ ማዕበር ስደተኛታት (IOM) ኣብ የመን ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 485 ዜጋታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም መሊሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 19 ክሳብ 29መጋ [...]
ካብ መበቆል ዓድታት ናይ መረጋገጺ ወረቐት ከምጽኡ ዘይክኣሉ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት መንነት ወረቐት ንምሓዝ ይጽገሙ

ካብ መበቆል ዓድታት ናይ መረጋገጺ ወረቐት ከምጽኡ ዘይክኣሉ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት መንነት ወረቐት ንምሓዝ ይጽገሙ

Radio Erena: 31 March 2016 ካብ መበቆል ዓድታት እንዳቦን እንዳደን ናይ መረጋገጺ ወረቐት ከምጽኡ ዘይክኣሉ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት መንነት ወረቐት ንምውጻእ ከቢድ ጸገም ገጢምዎ ምህላዉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]
ኣብ ሚያንማር ድሕሪ 50 ዓመታት ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዝተኻየደ ደሞክራስያዊ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ

ኣብ ሚያንማር ድሕሪ 50 ዓመታት ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዝተኻየደ ደሞክራስያዊ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ

Radio Erena: 31 March 2016 ኣብ ሚያንማር፣ ድሕሪ ናይ ኣስታት 50 ዓመታት ወትሃደራዊ ምልኪ፣ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ምርጫ ዝተዓወተ ሓድሽ ፕረዚደንት፣ ብሮቡዕ 30 መጋቢት ቃለ-መሓላ ፈጺሙ። ህብብቲ ተቓላሲት ንዴሞክራሲ፣ [...]
ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ኣግዒዙ

ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ኣግዒዙ

Radio Erena: 31 March 2016 ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ከተማ ኣብ ጎደናታት ክናበሩ ዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት፣ ብግዝያውነት ናብ ዝተዳለወሎም ው [...]
ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ፣ ናብ ሶማል ተመርሕ ኔራ ዝበላ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ  ሒዙ

ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ፣ ናብ ሶማል ተመርሕ ኔራ ዝበላ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዙ

Radio Erena: 31 March 2016 ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ፣ ናብ ሶማል ተመርሕ ኔራ ዝበላ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እታ ኣብ ሰሜናዊ ህንዳዊ ውቅያኖስ ዝተታሕዘን መርከብ፣ ጸረ ታንኪ፣ ዶሽካን ካልእ ዓይነት ጠበናጁ [...]
1 766 767 768 769 770 989 7680 / 9888