1 752 753 754 755 756 990 7540 / 9891
ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ

Radio Erena: 21 June 2016 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሎሚ 21 ሰነ ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ካብ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ፣ ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ኣሎ ዝተባህለ ገበን ሰብኣውነት ሎሚ ክዝትየሉ’ዩ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ፣ ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ኣሎ ዝተባህለ ገበን ሰብኣውነት ሎሚ ክዝትየሉ’ዩ

Radio Erena: 21 June 2016 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ሎሚ ሰሉስ 21 ሰነ ብዛዕባ'ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረብ፣ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ክዝቲ'ዩ። ብ13 ሰነ ኣብ ጀኔ [...]
“ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ብሙሉኦም ብህይወት ኣለዉ፣” ሚ/ ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ

“ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ብሙሉኦም ብህይወት ኣለዉ፣” ሚ/ ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ

Radio Erena: 20 June 2016 ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዞም፣ ንኣስታት 15 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ብህወይት ከምዘለዉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኣ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊ [...]
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብረዚን ክብሪ ይዝክራ

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብረዚን ክብሪ ይዝክራ

Radio Erena: 20 June 2016 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፣ ብረዚን ክብሪ ይዝክራ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውትያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ [...]
ሱዳን፣ “መርበብ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ከሺፈ” ትብል

ሱዳን፣ “መርበብ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ከሺፈ” ትብል

Radio Erena: 17 June 2016 ሓይልታት ስለያን ጸጥታን ሱዳን ብመንገዲ ፖርት ሱዳን ክካየድ ዝተወጠነ ዘይሕጋውያን ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘፍሸሉ ምስ መንግስቲ ቅርበት ዘለዎም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ብመርበብ ዘ [...]
ሓይልታት ጽጥታ ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ዝተወልዐሉ እዋን ኣስታት 400 ሰባት ከምዝቀተሉ ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ

ሓይልታት ጽጥታ ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ኣብ ዝተወልዐሉ እዋን ኣስታት 400 ሰባት ከምዝቀተሉ ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ

Radio Erena: 17 June 2016 ካብ ወርሒ ሕዳር 2015 ኣትሒዙ ኣብ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝተወልዐ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ልዕሊ 400 ሰባት ከምዝቐተሉ ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ። ኣቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ሰ [...]
ፕረዚደንት ሱዳንን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሱዳንን መስርሕ ሰላም ዳርፉርን ዘትዮም

ፕረዚደንት ሱዳንን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሱዳንን መስርሕ ሰላም ዳርፉርን ዘትዮም

Radio Erena: 17 June 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን መስርሕ ሰላም ዳርፉር በጺሕዎ ዘሎ ምዕባለታትን ንምዝርራብ ብሓሙስ 16 ሰነ ቀጠር ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ኣሚር ቀጠር ሸ [...]
መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይካየድ ኣሎ

መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 16 June 2016 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጄኔቫ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብ13 ሰነ ዝፈለመ ስሩዕ ዋዕላ እቲ ባይቶ፣ ኣብ መኽፈቲ መደቡ ካብ ዘተኮሮም ነጥብታት ሓደ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]
ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ ህግደፍን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ተኻይዱ

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ ህግደፍን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ተኻይዱ

Radio Erena: 16 June 2016 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደገፍቲ መንግስትን ሽወደናውያን ጋዜጠኛታት ዝተሳተፍዎ ናይ ናይ ዘተን ክትዕን መድረኽ ብ14 ሰነ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ከምዝተኻየደ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዲጋ

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዲጋ

Radio Erena: 15 June 2016 ስዊዘርላንድ፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዳጋቶም። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዝተዋ [...]
1 752 753 754 755 756 990 7540 / 9891