1 734 735 736 737 738 984 7360 / 9836
ግብጺ; ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ቀዪዳ

ግብጺ; ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ቀዪዳ

ግብጺ ዶባ ጥሒሶም ናብ ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጋረብ ኣላህ ኪዲ ንኣገልግሎት ዜና ሱና ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ መንግስቱ ምስ ሰበስልጣን ግብጺ ብም [...]
ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ

ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ

መብዛሕትኦም ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝለዓለ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ ብኤምባሲ ኤርትራ ዝውነን ክለብ ቤት መግብን ሻሂን ዝመላለሱ ምንባሮም፣ ኣካያዲ ናይቲ ክለብ ኤምባሲ ዝነበረ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረ [...]
ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ

ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 19 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ገለ ዞባታት ኢትዮጵያ ንድሕ [...]

የመናውያን ሓዲሽ ቆይሙ ንዘሎ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ ቆንስል ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ የመናውያን ሓዲሽ ቆይሙ ንዘሎ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ ቆንስል ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ንየመን ከመሓድር ቆይሙ ዘሎ ቆንስል፣ ንዕጡቕ ተቓዋሚ ሑቲ ሓዊስካ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲ ሓይልታት ዝሓቖፈ [...]

ኣብ ጀርመን መዓስከር ስደተኛታት ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ቆሲሎም

ኣብ ጀርመን ኣብ ሓደ ስደተኛታት ዝዕቆቡሉ መዓስከር ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዝቖሰሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ከባቢ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ካስል ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት 120 ዝኾኑ ኤርትራው [...]
ንሱዳናውያን ግዳያት ዕልቕልቕ፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ተገሊጹ

ንሱዳናውያን ግዳያት ዕልቕልቕ፣ ረዲኤት ንምብጻሕ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሩባ ጋሽ ልዕሊ ዓቐን ብምምልኡ ኣብ ሱዳን ዝፈጠሮ ዕልቕልዕ፣ ናብ ዝተጠቕዑ ሱዳናውያን ረዲኤት ንምብጻሕ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ኤ.ኤፍ.ፒ. ሓቢሩ። ብፍላይ ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ንዘለዉ ዜጋታት’ታ ሃገር ዝግበር ናይ ቀዳማይ ረዲኤት መስርሕ [...]
ትሽዓተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣፍሪቃ ገበነኛታት ብብልሽውና ተኸሲሶም

ትሽዓተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣፍሪቃ ገበነኛታት ብብልሽውና ተኸሲሶም

ብብልሽውና ተኸሲሶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣፍሪቃ ገበነኛታት ምዃኖም ተረጋጊጹ። እቶም ኣብ ሶማልያ ተዋፊሩ ምስ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ዝጸንሑ ዩጋንዳውያን ወተሃደራት ነዳዲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሸጡ ዝተረኽቡ ምዃኖም ካብ [...]
ው.ሕ.ሃ. ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ሰሊዑ

ው.ሕ.ሃ. ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ሰሊዑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤርትራ ንእትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ዝውዕል ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ሰሊዑ። ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንህጹጽ ረዲኤት ትማሊ 16 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ረዲኤት ብማሕበረሰብ ዓለም ግቡእ ኣቓልቦ ን [...]
ብቕትለት ዝተኸሱ ደ/ሱዳናውያን ገበነኛታት እዮም፣ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ

ብቕትለት ዝተኸሱ ደ/ሱዳናውያን ገበነኛታት እዮም፣ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብቕትለት ሰብ ተኸሲሶም ዝጸንሑ 23 ደቡብ ሱዳናውያን ገበነኛታት ምዃኖም ኣፍሊጡ። እቶም ብስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋምቤላ ተዓቚቦም ዝነበሩ 23 ደቡብ ሱዳናውያን፣ ንዓሰርተ ኢትዮጵያውያን ብምቕታሎም እዮም [...]
ወከልቲ መማህራን ዚምባብወ ተቓውሞ የካይዱ

ወከልቲ መማህራን ዚምባብወ ተቓውሞ የካይዱ

ኣብ ዚምባብወ ኣብ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ዝገብርዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር ከቢድ ምፍርራህ ይወርዶም ከምዘሎ ገሊጾም። እቶም ወከልቲ መማህራን ተቓውሞኦም፣ ካብ ከተማ ሙታዋታዋ ናብ ርእሰ ከተማ ሃራረ ናይ 200 ኪ [...]
1 734 735 736 737 738 984 7360 / 9836