1 722 723 724 725 726 745 7240 / 7442

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሙጋበ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ደጊሙ ከምዝተዓወተ ንዝገለጸ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ናይ እንቛዕ ሓጎሰካ መልእኽቲ ከምዝልኣኸ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ብመንገዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ኤምብሲ ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ፕረዚደንት [...]

ኣብ ኣስመራ ጸልማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታን ክትራንን ይስዕርር።

ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ጸላማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታ እናዛየደ ይምጸእ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ፣ ጉዳይ ስርቕን ዝምታን ካብ ኣውራ ዕላላት ኮይኑ ከምዘሎ ዝጠቐሱ እቶም ምንጭታት፣ ብፍላይ [...]

ዒድ ኣልፈጥሪ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ብድምቐት ተባዒሉ።

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ ምስልምና፣ ንዒድ ኣልፈጥሪ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ በዓል ጸንቢሎሞ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወጻኢ ሃገራትን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና፣ ኣብ ከከተማኦም ናብ ዝርከብ መሳጊድ ብምዃድን ናይ ሓ [...]

ብሪጣንያ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ምኽፋል ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ ምጽቓጣ ትንቐፍ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምእካብ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ መንግስቲ ብሪጣንያ ስቕታ ምምራጹ ኒውስ ስቴትስ መን ነቒፋ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ብሪጣንያ ንኤምባሲ ኤርትራ መጠንቐቕታ ሂባ [...]

ካብ ጢዖ ዝተበገሱ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሃለዋቶም ጠፊኡ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ጢዖ ተበጊሶም ብንእሽቶ ጃልባ ቀይሕ ባሕሪ ብምስንጣቕ ናብ የመን ንምስጋር ዝፈተኑ 10ታት ኤርትራውያን ሃለዋቶም ከምዝጠፍአ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።   እቶም ብውሕዱ ሰለስተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከ [...]

”መንግስቲ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ጸጥታ ሶማልያ ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ” ተቖጻጻሪ ጉጅለ

    ካብ 2009 ኣትሒዙ ንዝተነብረሉ እገዳ ክልዓል ዝሓትት ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ኣንጻር መንግስቲ ሶማል ንዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ብምድጋፍ ጸጥታ እታ ሃገር ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]

መ. ኤርትራ፣ ክሳብ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ዜጋታት ናብ ማእቶት ከዋፍሮም’ዩ

ብምሕድራ ዓቕሚ ሰብ ባይታ ዘቢጡ ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣቐዲሙ ብረት ንዝዕጠቖም ክሳብ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ዜጋታት ናብ ማእቶታዊ ንጥፈታት ከዋፍሮም መዲቡ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።     እቶም ብምምሕዳራት ተወ [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 83 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም

ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ መኣዝና ኣጥፊኣ ኣብ ናይ ምትሓል ሓደጋ ኣብ ዝነበረትሉ እቶም ስደተኛታት ብቱኒዝያውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክድሕኑ ከምዝኸኣሉ ኣል ዓረብ [...]

ማሕበረ ሰብ ዓለም ንእስራኤል ይነቅፍ

እስራኤል 14 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ምምላሳ፣ ካብ ማሕበረ ሰብ ዓለም ነቐፌታ ይወርዳ ኣሎ።    መንግስቲ እስራኤል ነቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ዝመለሰሉ ምኽንያት ብድሌቶም’ዩ ይብል እኳ እንተሎ፣ እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣሰሩ ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማታት ጎንደርን ደሴን ተኻይዱ።     ኣብቲ ብሰንበት 14 ሓምለ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ዝተሳተፉ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን፣ መንግስቲ ኢትዮ [...]
1 722 723 724 725 726 745 7240 / 7442