1 718 719 720 721 722 745 7200 / 7442

ፈረንሳ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝነበራ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታታ ክትቕንስ’ያ

ፈረንሳ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣዋፊራቶም ዝጸንሐት ዲፕሎማሰኛታት ክትቕንሶ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣብተን ኤርትራ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታት ዘድልዮ [...]

ኣርባዕተ ኣብረርቲ ነፋሪት ኵናት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ

ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብረርቲ ነፈርቲ ኵናት፣ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ናይ ካፕቴን ማዕረግ ዘለዎም ኣርባዕት ፓይሎታት፣ እቶም ክልተ ኣብ ቻይና ንትምህርቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ምስቲ ኣብ ኣስመራ [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝተራእየ ምንቕጥቓጥ ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዘጋጠመ ምንቅጥቓት ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ።  እቲ ብ18 መስከረም ኣብ ኤርትራን ሓያሎ ካልኦት ሃገራትን ዝተኸስተ ምንቕጥቃጥ ምድሪ ካብ 12 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ዘሎ ግ [...]

“መጽሔት መቓልሕ ፎርቶ ኣብ ኣስመራ ብምስጢር ተዘርጊሓ” ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት

ብምስጢር ዝተሓትመት መጽሔት ‘መቓልሕ ፎርቶ’ ኣብ ኣስመራ ከምእተዘርግሐት ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት ኣፍሊጦም።   እታ ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝቐረብ ጠለብ ምፍታሕ እሱራን ትግባረ ቅዋምን ተባሂላ መቓልሕ ፎርቶ ዝተሰምየት [...]

ኤርትራ ንብልሽውና ዝተቓልዐት ሃገር’ያ ተባሂላ

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ንብልሽውና ተቓሊዐን ዘለዋ ሃገራት ምዃና ተገሊጹ። ጠንቒ ናይዚ ድማ፣ ባጀት ሰሪዑ ዝንቐሳቐስ መንግስትን ንትግባረን ኣሰራርዓን ባጀት ዝከታተልን ዘጽድቕን ባይቶ ወይ ፓርላማ ስለዘይብላ’ዩ።   ትራንስፓረንሲ ኢንተ [...]

ኣባላት ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተ የመን፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክፍትሑ ጸዊዖም

256 ኣባላት ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተ የመን ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ንኽልቐቑ ፕረዚደንት ዓብዲ ሮቦ መንሱር ሓዲ ሕጋውያን ዲፕሎማስያውን ጻዕርታቱ ከሐይል ጸዊዖም።   እቲ ኣብ ሓያሎ እዋናዊ ጉዳየት የመን ብፍ [...]

FIFA-ኤርትራ ኣብ መበል 195 ደረጃ ተሰሪዓ

ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ማለት ፊፋ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ ሃገራት ኤርትራ ኣብ መበል 195 ተሰሪዓ።   ፊፋ ኣብቲ ን205 ሃገራት ኣብ ሚዛን ብምቕማጥ ዘስፈሮ ሓድሽ ደረጃታት፣ ሕጂ'ውን ስጳኛ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ኣላ። ካብ [...]

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ይስራዕ

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ፖለቲካዊ ዑቕባ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ተገሊጹ። ማልታ፣ ኢጣልያ፣ ስዊዘርላንድን ሽወደንን ኣቐዲመን ኣብ ዘቕረብኦ ጸብጻብ ምስ ብዝሒ ህዝቢ ብምንጽጻር ክረአ እንከሎ፣ ኣብተን ሃገራት ዑቕባ ናይ [...]

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኣቶ ግርማ ወልደጊዮርግስ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ከቐራርብ’የ ከምዝበሉ ተገሊጹ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኣቶ ግርማ ወልደግዮርግስ፣ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ መኣዲ ዘተ ንምቕርራብ ተበግሶታት ክወስድ’የ ከምዝበሉ ጋልፍ ኒውስ ኣብ ናይ ቛንቛ ዓረብ ትሕዝቶኡ ገሊጹ።   ዕድመ ደፊኦም ዝርከቡ ኣቶ ፕረዚደንት ግ [...]

ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሃብቲ ዓሳ ዘትየን

ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሃብቲ ዓሳ ዘተኮረ ዋዕላ ኣከይደን። እቲ ብ10 መስከረም ኣብ ካምፓላ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ፣ ኣብ ዞባ ኣፍሪቃን ካሪብያንን ንዘሎ ሃብቲ ዓሳን ምሕደርኡን ዘተኮረ’ዩ። እቲ ዋዕላ ብ [...]
1 718 719 720 721 722 745 7200 / 7442