1 706 707 708 709 710 991 7080 / 9905
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ይካየድ ኣሎ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 08 February 2017 ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ሎሚ ሮቡዕ 08 ለካቲት 2016 ይካየድ ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተመርጹ ኣባላት ፓርላማ፣ ሎሚ ኣብ ዘካይድዎ ዕጹው ምርጫ፣ ንዝቕ [...]
ላብቴክ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣስታት 700 ሽሕ ዶላር ዝግመት ናይ ላብራቶሪ ኣቝሑ ንምትካል ተዓዊቱ

ላብቴክ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣስታት 700 ሽሕ ዶላር ዝግመት ናይ ላብራቶሪ ኣቝሑ ንምትካል ተዓዊቱ

Radio Erena: 07 February 2017 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ኩባንያ 'ላብቴክ'፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝግመት ፕሮጀክት ምትካል ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑ ከምዝተዓወተ ገሊጹ። እቲ ንሕክምናዊ ላባራ [...]
ግብጺ፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ካብ ዒራቕ ንምሽማት ትዝቲ

ግብጺ፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ካብ ዒራቕ ንምሽማት ትዝቲ

Radio Erena: 07 February 2017 ግብጺ ኣብ ወርሒ ሓደ ሚልዮን በርሚል ካብ ዒራቕ ንምሽማት ስምምዕ ተካይድ ምህላዋ ማዕከን ዜና ኣሕራም ገሊጹ። እታ ሃገር ኣብ ዓመት 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ንምሽማት ምስ ዒራቕ ስምምዕ [...]
ካሜሩን ተዓቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና

ካሜሩን ተዓቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና

Radio Erena: 07 February 2017 ካሜሩን፣ ንግብጺ 2 ብ1 ብምስዓር፣ ኣብ ታሪኻ ንሓሙሽታ እዋና ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና። ኣብቲ ብሰንበት 05 ለካቲት ተኻየደ ናይ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ካሜሮን ካብ ድሕሪት ብ [...]
ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታትን መድሃኒትን ንህዝቢ የሻቕል

ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታትን መድሃኒትን ንህዝቢ የሻቕል

Radio Erena: 06 February 2017 ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ፣ ርኡይ ስእነት መሰረታዊ መግብታትን መድሃኒትን ካብ ዘጋጥም ሓያሎ ዓመታት ኣቝጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብዶባት ብኮንትሮባንዳ ዝእቱ ዘሎ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ መግብታትን [...]
“ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ትሰርሕ ኣላ።” ፕረዚደንት ኣልበሽር

“ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ትሰርሕ ኣላ።” ፕረዚደንት ኣልበሽር

Radio Erena: 06 February 2017 ስለያ ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ኣልበሽር ወቒሱ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ምስ ናይ ስዑዲ መደበር ቴሌቪዥን ኣልዓረብያ ኣብ ዘካየዶ ቃል መጠ [...]
ስልጣን የሱስ ይደሃየና ‘ሎ?

ስልጣን የሱስ ይደሃየና ‘ሎ?

Radio Erena: 03 February 2017       ብሩራዊ እዮቤልዩ ድምጺ ሓፋሽ ኣብ ዝተጸንበለሉ ኣጋጣሚ'ዩ። 1ጥሪ 2006። ናብ ዓሶ እትቀራረብ ሰዓል ገርጊራ ነበረት። 'እዮቤልዪ' እናበለ ህዝቢ ክዋዘየላ እዝክር።      "ጠን [...]
ሑቲ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን የመንን ንዝርከባ ደሴታት ኣጥቂዑ

ሑቲ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን የመንን ንዝርከባ ደሴታት ኣጥቂዑ

Radio Erena: 03 February 2017 ሑቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን የመንን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ደሴታት ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ መግለጺ፣ ነታ ከም ወትሃደራዊ መዓ [...]
ኮርፐረሽን ኤሌክትሪክ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝነብርሉ ኣባይቲ፣ ዝወሃብ  ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከቋርጾ ምዃኑ ይገልጽ

ኮርፐረሽን ኤሌክትሪክ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝነብርሉ ኣባይቲ፣ ዝወሃብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከቋርጾ ምዃኑ ይገልጽ

Radio Erena: 03 February 2017 ኮርፐረሽን ኤሌክትሪክ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብብዝሒ ንዝነብርሉ ኣባይቲ፣ ከባቢ ፔታህ ቲክቫ ናይ ከተማ ቴልኣቪቭ ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምሃብ ከቋርጽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮር [...]
ሕ/ኤውሮጳ፣ ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት ንምህዳን ናብ ክሊ ማይ ሊብያ ክኣቱ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ሕ/ኤውሮጳ፣ ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት ንምህዳን ናብ ክሊ ማይ ሊብያ ክኣቱ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 03 February 2017 ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ክሊ ማያት ሊብያ፣ ስደተኛታት ንዘበግሱ ኣሰጋገርቲ ክሃድና ክፍቀደለን ተኽእሎ ከምዘሎ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ናይቲ ብ'ፕረዚደንታዊ ባ [...]
1 706 707 708 709 710 991 7080 / 9905