1 697 698 699 700 701 984 6990 / 9840
ህዝቢ ባጽዕ ብፋሉላት ኣኽላባት ይሻቐል፣ ምምሕዳር ድማ “ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና” ይምልስ

ህዝቢ ባጽዕ ብፋሉላት ኣኽላባት ይሻቐል፣ ምምሕዳር ድማ “ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና” ይምልስ

Radio Erena: 21 February 2017 ኣብ ከተማ ባጽዕ፣ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰባት ጉዳኣት ዘውርዱ ዘለዉ ፋሉላት ኣኽላባት ኣዘራራቢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ንኣኽላባት መቕተሊ ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ስሚ ብውድብ ጥዕና ዓለም ስለዝተወ [...]
ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ንፕረዚደንት ኪር ዘለዎም ተቓውሞ ብምግላጽ ስልጣኖም ይሓድጉ

ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ንፕረዚደንት ኪር ዘለዎም ተቓውሞ ብምግላጽ ስልጣኖም ይሓድጉ

Radio Erena: 21 February 2017 ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ሚያርዲት ዘለዎም ተቓውሞ ብምግላጽ ስልጣኖም ይሓድጉ ከምዘለው ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ዛጊት ብወለንትኦም ስልጣኖም ካብ ዝሓ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

Radio Erena: 21 February 2017 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም ምዃኑ ካብ ቤተ መንግስቲ ፈረንሳ- ኤሊዘ ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ጅቡቲ ኣ [...]
ሱዳን፣ ልዑል ወሰኽ ዋጋ መንበሪ ፍቓድ፣ ብሕጋዊ ፓስፖርት ንዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጸቕጢ ይፈጥር

ሱዳን፣ ልዑል ወሰኽ ዋጋ መንበሪ ፍቓድ፣ ብሕጋዊ ፓስፖርት ንዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጸቕጢ ይፈጥር

Radio Erena: 20 February 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ዋጋ መንበሪ ፍቓድ (ብጣቓ) ካብ 500 ናብ 2350 ፓውንድ ክብ ምባሉ፣ ብሕጋዊ ፓስፖርት ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከቢድ ጸቕጢ ይፈጥር ከምዘሎ ምንጭ [...]
ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2017 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዊሌ ስሚት ተዛዚሙ

ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2017 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዊሌ ስሚት ተዛዚሙ

Radio Erena: 20 February 2017 ኣብ ግብጺ ክካየድ ዝቐነየ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2017 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዊሌ ስሚት ተዛዚሙ። ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2017 ኮይኑ ቅድድሙ ንዝዛዘመ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዊሌ ስሚት [...]
ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ዝመርሖ ጉጅለ፣ ብዛዕባ ዓቃብ ሰላም እማመታት ከቕርብ ብዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ተመዚዙ

ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ዝመርሖ ጉጅለ፣ ብዛዕባ ዓቃብ ሰላም እማመታት ከቕርብ ብዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ተመዚዙ

Radio Erena: 17 February 2017 ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ተኣምራት ሳሙኤል ዝመርሖ ኣካል ሕቡራት ሃገራት፣ ብዛዕባ'ቲ ውድብን ኣብ ምዕቃብ ሰላም ዝጻወቶ ዘሎ ተራን መጽናዕቲ ብምክያድ እማመታት ከቕርብ ብዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራ [...]
ኣብ ህሉው ኩነታት ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝዝቲ ዋዕላ ኣብ መቐለ ተኻይዱ

ኣብ ህሉው ኩነታት ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝዝቲ ዋዕላ ኣብ መቐለ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 February 2017 ኣብ ህሉው ኩነታት ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝዝቲ ዋዕላ ካብ 14 ክሳብ 16 ለካቲትኣብ መቐለ ተኻይዱ። እቲ መበል 18 ስሩዕ ዋዕላ ምዃኑ ዝተነግረ፣ ርክብ ኮሚተ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ [...]
ዓወታት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ይቕጽል

ዓወታት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ይቕጽል

Radio Erena: 16 February 2017 ብ14 ለካቲት ኣብ ግብጺ ከተማ፣ ሉክሰር ኣብ ዝጀመረ ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2017፣ ኣብ ውድድር ግዜ -ክሮኖሜተር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ፡ ብክልቲኡ ጾታታት ቀዳመይቲ ብምዃን ወርቂ [...]
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ንገዛእ ሓዉ ከምዝቀንጸለ ይግለጽ

መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ንገዛእ ሓዉ ከምዝቀንጸለ ይግለጽ

Radio Erena: 16 February 2017 ሓዉ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ማሊዥያ ተሰሚሙ ከምዝሞተ ተገሊጹ። ኣብ ክሊ ዕድመ 40ታት ዝርከብ ኪም ጆን ናም፣ ብሰኑይ 13 ለካቲት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኳላ ሉምፑር ተሰሚሙ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 40 ሽሕ ጥሪት ሞይተን

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 40 ሽሕ ጥሪት ሞይተን

Radio Erena: 16 February 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ድማ ክልል ሶማል ተኸሲቱ ብዘሎ ደርቂ ኣብ ክልተ ዞባታት ጥራይ 40 ሽሕ እንስሳ ዘቤት ከምዝሞቱ፣ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ ንጸብጻብ ሕ [...]
1 697 698 699 700 701 984 6990 / 9840