1 519 520 521 522 523 989 5210 / 9882
ወኪል ኤርትራ፣ ኣብ ምምራቕ ሓወልቲ ንጉስ ሃይላሴ ተሳቲፉ

ወኪል ኤርትራ፣ ኣብ ምምራቕ ሓወልቲ ንጉስ ሃይላሴ ተሳቲፉ

Radio Erena: 13 February 2019 ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝምራሕ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምምራቕ ናይቲ ብሰንበት 10 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቖመ ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሴ ተሳቲፉ። ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ 3 መሳጊድን 7 ኣብያተ ክርስትያንን ተቓጺለን

ኢትዮጵያ፣ 3 መሳጊድን 7 ኣብያተ ክርስትያንን ተቓጺለን

Radio Erena: 13 February 2019 ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ጥራይ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን ሰለስተ መሳጊድን ሸውዓተ ኣብያተ ክርስትያንን ከምዝተቓጸላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን። ምስ እምነት ተተሓሒዙ ዝጎሃሃ [...]
ሱዳን፣ መማህራን ዩኒቨርሲቲ ተኣሲሮም

ሱዳን፣ መማህራን ዩኒቨርሲቲ ተኣሲሮም

Radio Erena: 13 February 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ንካልኣይ ወርሒ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር 14 መማህራን ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣሰሩ [...]
ጅቡቲን ግብጽን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብምትኳር ዘትየን

ጅቡቲን ግብጽን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብምትኳር ዘትየን

Radio Erena: 12 February 2019 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጅቡትን ግብጺን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዱ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። ክልቲኦም ሚኒስተራት ነዚ ዘተ ዘ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ተርእዮታት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ተርእዮታት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 12 February 2019 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝቀላቐል ዘሎ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝግህስ ተርእዮታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሳቶም ኣብቲ ትማሊ 11 [...]
ሚኒስተር ጉ/ወጻኢን ስደተኛታትን ሉክዘንበርግ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ’ዩ

ሚኒስተር ጉ/ወጻኢን ስደተኛታትን ሉክዘንበርግ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 11 February 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ዦን ኣሰልቦርን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሉክዘንበርግ፣ ካብ 11 ክሳብ 14 ለካቲት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክበጽሕ'ዩ። ዑደቱ [...]

About Us [AR]

إذاعة إرينا الدولية والتي يعني أسمها "ارتريا خاصتنا"، هي محطة إذاعية ارترية تقدم برامجها باللغتين العربية والتجرينية. بدأت الاذاعة بثها في الخامس عشر [...]

About Us

Radio Erena (“Our Eritrea”), a Tigrinya and Arabic languages station broadcasting by satellite to Eritrea, began operating on June 15, 2009, in Paris, [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ “እዚ ሰሜን”፣ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ምክልኻል፣ ኣብ ጓል ባድመ ጸምቢሉ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ “እዚ ሰሜን”፣ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ምክልኻል፣ ኣብ ጓል ባድመ ጸምቢሉ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ምክልኻል፣ ኣብ ጓል ባድመ ከምዝጸንበለ ካብ ትግራይ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣፍሊጡ። እቲ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሰፊሩ ዝርከብ፣ ብእዚ ሰሜን ዝጽዋዕ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጓል ባድመ፣ [...]
ኢትጵያውያን ምሁራትን ፖለቲከኛታትን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝጻረረ ርእይቶታት ይህቡ

ኢትጵያውያን ምሁራትን ፖለቲከኛታትን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝጻረረ ርእይቶታት ይህቡ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ለውጢ መድረኽ፣ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታትን ምሁራትን እታ ሃገር፣ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዘተን ክትዓትን፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝጻረር ርእይቶታት ይህቡ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ወደብ ዓሰብ ብዝምልከ [...]
1 519 520 521 522 523 989 5210 / 9882