• Home
  • News_ዜና
      • Back
      • ሃገራዊ ዜና
      • ዜና ወጻኢ
  • Live!
  • ENGLISH
  • عربي
      • Back
      • الأخبار العربية
  • ሰብኣዊ መሰላት
  • Archives
  • About Us
  • መደባት ኤረና
  • Home
  • News_ዜና
    • ሃገራዊ ዜና
    • ዜና ወጻኢ
  • Live!
  • ENGLISH
  • عربي
    • الأخبار العربية
  • ሰብኣዊ መሰላት
  • Archives
  • About Us
  • መደባት ኤረና

Erena on Facebook

SFbBox by web design dubai
Thursday, February 21, 2019
  • Home

Welcome to Radio Erena!

መ.ንግስቲ ኤርትራ ብምስጢር ምስ መ. እስራኤል ዝርርብ ይቕጽል

  • Print
  • Email
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ብዝምልከት ብምስጢር ምስ መንግስቲ እስራኤል ይዘራረብ ምህላዉ ተፈሊጡ።

Read more ...

ኣብ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ተሳቲፎም

  • Print
  • Email
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣብ መወዳእታ ዕለታት ናይ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ 11 ሚኒስተራት ጥራይ ምስታፎም ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ወገናት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ።

Read more ...

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ'ያ

  • Print
  • Email
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና እቲ ዞባዊ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣረጋጊጹ። እቲ ካብ 24 ሕዳር ክሳብ 8 ታሕሳስ ዝካየድ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከል ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ እትርከበን ሓደ ሓደ ሃገራት ምስታፈን ኣጠራጣሪ ኮይኑ ስለዝጸንሐ፣ ኣብዚ ዞባ ዘይርከባ ከም ካሜሮንን ማላውን ዝኣመሰላ ሃገራት ከም ዕዱማት ብምስታፍ ንቦታ እተን ዘይሳተፋ ንምትካእ ምውጣኑ ክሕብር ጸኒሑ’ዩ።

Read more ...

ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ክጽንበሩ ይግደዱ

  • Print
  • Email
በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ኢዶም እንሃቡ ዑቕባ ዝሓተቱ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት፣ ምስ ተቓወምቲ ውድባት ክጽንበሩ እንተዘይኮይኖም ካልእ ኣማራጺታት ከምዘይወሃቦም ሰራሕተኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት-UNHCR ነበር ገሊጻ።

Read more ...

ቀ. ሚኒስተር ቐጠር ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሽምግል ተኽሎ'ሎ ተባሂሉ

  • Print
  • Email

ንኣርባዕተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኢትዮጵያን ቐጠርን ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ቐጠር ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ዘይተፈትሐ ጉዳያት ንምሽምጋል ተበግሶ ክትወስድ ተኽእሎ ምህላዉ ዲፕሎማሰኛታት ይእምቱ።

    ቀዳማይ ሚኒስተር ቐጠር ሸሕ ሓማድ ቢን ጃሲም ቢን ጃቡር ኣልታኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ብምክያድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ተራኺቡ ብዛዕባ ክልትኣዊ ዝምድናን ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኣተኵሮም ከምእተዘራረቡ ማዕከናት ዜና ጠቒሰን’የን።

Read more ...

  1. ''ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና''፣ ህግደፍ
  2. ፕ.ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይዱ
  3. ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣብ ዶብ ኬንያ ተዓጊቶም
  4. ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ግራት ብውሕዱ 14 እሱራት ሞይቶም

Page 837 of 848

  • Start
  • Prev
  • 832
  • 833
  • 834
  • 835
  • 836
  • 837
  • 838
  • 839
  • 840
  • 841
  • Next
  • End

Inside Erena

  • ሰብኣዊ መሰላት
  • ፍጻሜታት
  • መዛግብ
  • ደብዳበታት
  • ጽሑፋት

Most read content

  • ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ኤረና
  • መ.ኤርትራ ብሕቡእ ዘሕተሞ ባጤራ ናቕፋ ናብ ዕዳጋ ይዝርግሕ
  • ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝጸንሐት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተረጋጊጹ፣ 155 ኤርትራውያን ድማ ግዳያት እቲ ሓደጋ ኮይኖም ኣለዉ
  • ስዊዘርላንድ፣ ናብ ኤርትራ ክመላለሱ ንዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ዑቕባ መሰሎም ኣሕዲጋ
  • ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ብዝርከቡ ህቡባት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝተዳለወት ሓዳስ ፊልም ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

ናጻ መድርኽ

  • ፖለቲካዊያን ውድባት
  • በርጌሳዊያን ማሕበራት
  • ናጻ መድርኽ

Links

  • adoulis
  • allsaho
  • alnahda
  • arkokabay
  • asmarino
  • asena
Back to top