Category: News

1 554 555 556 557 558 979 5560 / 9785
ፕረዚደንት ኣልበሽር እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣዊጁ

ፕረዚደንት ኣልበሽር እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣዊጁ

Radio Erena: 24 February 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣዊጁ። ህዝቢ ሱዳን ፖለቲካዊ ለውጢ ብምጥላብ ሰፊሕ ናዕቢ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፤ ፕረዚደን ኣልበሽር ንኩሉ መንግስታዊ መሓውራቱ [...]
ኢትዮጵያ፤ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባይቲ የፍርስ

ኢትዮጵያ፤ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባይቲ የፍርስ

Radio Erena: 24 February 2019 ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ካብ ማስተር ፕላን ወጻኢ’ዩ ብምባል ኣብ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ ብሰፊሑ ይቕጽሎ ከምዘሎ፤ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።  እ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ’ዩ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 22 February 2019 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ሎሚ 22 ለካቲት ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ'ዩ። እቲ ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካን ምህናጽ ሰላምን ሕቡራት ሃገራት፣ ሮዝሜሪ ዲካርሎ ዝምራሕ ኣኼባ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅቡቲ ናብ ቻይና ይበጽሕ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅቡቲ ናብ ቻይና ይበጽሕ

Radio Erena: 22 February 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጅቡቲ ኣብ ቻይና ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝጸንሓሉ ምስ ምክትል ፕረዚደንት ዋንግ ኪሻ [...]
ግብጺ፣ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ግብጺ፣ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 22 February 2019 ግብጺ፣ ኣብ 2015 ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ተቐጺዖም። ሒሻም በራካት ዝተባህለ ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ግብጺ፣ ኣብ ሰነ 2015፣ ብመኪና እናተጓዓዘ [...]
ሑቲን መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ተሰማሚዖም

ሑቲን መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 21 February 2019 ሑቲን ብሃገራት ዓረብ ዝድገፍ ሰራዊት መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ኣብ ስምምዕ በጺሖም። እቲ ስምምዕ ብ17 ለካቲት ከምዝበጽሑ ዘረጋገጸ ሕቡራት ሃገራት፣ ሰራዊት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ብሩንዲን ጅቡቲን  ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ብሩንዲን ጅቡቲን ምብጻሕ ኣካይዱ

 Radio Erena: 21 February 2019 ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ጅቡቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ትማሊ ሮቡዕ 20 ለካቲት ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ዝገበሮ ርክብ [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ጽርግያ ንምጽጋን 200 ሚልዮን ዶላር ትምውል

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ጽርግያ ንምጽጋን 200 ሚልዮን ዶላር ትምውል

Radio Erena: 21 February 2019 ቀጠር ኣብ ሶማል ዝርከቡ ስትራቴጅያውያን ጽርግያታት ንምጽጋን ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ከምዝመወለት ተገሊጹ። ንከተማ ሞቛድሾ ናብ ክልተ ዓበይቲ ዞባታት እታ ሃገር ዘራኽብ ጽርግያታት ንም [...]
ማልታ፣ ልዕሊ 10 ሽሕ ዶላር ሒዙ ክወጽእ ዝነቐለ ኤርትራዊ ተቐጺዑ

ማልታ፣ ልዕሊ 10 ሽሕ ዶላር ሒዙ ክወጽእ ዝነቐለ ኤርትራዊ ተቐጺዑ

Radio Erena: 20 February 2019 ካብ ማልታ ልዕሊ 10 ሽሕ ዶላር ሒዙ ክወጽእ ዝነቐለ ኤርትራዉ ልዕሊ 3 ሽሕ ዶላር ከምዝተቀጽዐ ማዕከን ዜና ማልታ ቱደይ ኣፍሊጡ። ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ዝተባህለ ወዲ 42 ዓመት ኤርትራዊ፣ [...]
ኬንያን ሶማልያን፣ ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ  ብዘተ ክፍታሕ ጻውዒት ይቐርብ

ኬንያን ሶማልያን፣ ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብዘተ ክፍታሕ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 20 February 2019 ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልያን ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብዘተ ክፍታሕ ከምዝኽእል፣ ፖለቲከኛታት ክልቲኤን ሃገራት ይገልጹ። ምትፍናን ክልቲኤን ሃገራት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብ [...]
1 554 555 556 557 558 979 5560 / 9785