Category: ዜና ኤርትራ

1 329 330 331 332 333 633 3310 / 6321
ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ርዋንዳ ዝኽፈት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ርዋንዳ ዝኽፈት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 13 February 2018 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championship)፡ 2018 ዓመተ ምህረት፡ ሎሚ ሰሉስ 13 ለካቲት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃዊት ሃገር ርዋንዳ [...]
በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም “ውህሉል ዕዳ” ሰሊዕዎ ብዘሎ ክፍሊት፣ ህዝቢ የማርር

በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም “ውህሉል ዕዳ” ሰሊዕዎ ብዘሎ ክፍሊት፣ ህዝቢ የማርር

Radio Erena: 12 February 2018 በዓል መዚ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም "ውህሉል ዕዳ" ንዓማዊሉ ሰሊዕሎም ዘሎ ክፍሊት፣ ንህዝቢ ከምዘማርር ጌርዎ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ በዓል መ [...]
ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ

ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ

Radio Erena: 12 February 2018 ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት፣ ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ ከምዝወዓለ ኤምባሲ ሩስያ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ኣብቲ ብ10 ለካቲት ዝተኻየደ ዝኽሪ፣ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን [...]
ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ናይ ካይሮ ዘተ ንዝተሳተፈ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ናይ ካይሮ ዘተ ንዝተሳተፈ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

Radio Erena: 12 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን መሓመድ ዓጣ ኣል ሞላ ካብ መዝነቱ ከምዝኣለዮ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብ11 ለካቲት ኣብ ዝመሓላለፎ ዜ [...]
መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 11 February 2018 መንግስቲ እስራኤል ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ናይ ፊርማታት ምእካብ ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ብኤርትራውያንን ብ [...]
ሱዳን ናብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ዞባ ከሰላ ተወሳኺ ሓይሊ ፖሊስ ኣዋፊራ

ሱዳን ናብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ዞባ ከሰላ ተወሳኺ ሓይሊ ፖሊስ ኣዋፊራ

Radio Erena: 09 February 2018 ሱዳን ናብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ዞባ ከሰላ ተወሳኺ ሓይሊ ፖሊስ ከምዘዋፈረት ንመደበር ቴሌቪዥን ኣሽሩቕ ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ማዕከን ዜና ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
UNHCR፣ ብጉዳይ ምስጓግ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ እስራኤል ይዘራረብ

UNHCR፣ ብጉዳይ ምስጓግ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ እስራኤል ይዘራረብ

Radio Erena: 09 February 2018 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፣ ብጉዳይ ምስጓግ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ እስራኤል ይዘራረብ ከምዘሎ ማዕከን ዜና ታይምስ ኦፍ እስራኤል ኣፍሊጡ። እቲ ኮ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ርዋንዳ ንምጥራዝ ኣሕሊፋቶ ንዘላ ውሳኔ ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ርዋንዳ ንምጥራዝ ኣሕሊፋቶ ንዘላ ውሳኔ ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ

 Radio Erena: 07 February 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ርዋንዳ ንምጥራዝ ኣሕሊፍዎ ንዘሎ ውሳኔ ንምቅዋም፣ ካብ ሎሚ ሮቡዕ 7 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ዓለም ሰለማዊ ሰልፊ ክካ [...]
ግብጽን ሱዳንን፣ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ንምዝታይ፣ ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ሓለፍቲ ጸጥታን ክራኸቡ’ዮም

ግብጽን ሱዳንን፣ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ንምዝታይ፣ ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ሓለፍቲ ጸጥታን ክራኸቡ’ዮም

Radio Erena: 07 February 2018 ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣትሒዙ ናብ ዝበኣሰ ዝርዙ ዓሪጉ ዘሎ ምትፍናን ግብጽን ሱዳንን ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዝዓለመ ዘተ ንምክያድ፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ሓለፍቲ ጸጥታን [...]
ዋና ጸሓፊ ማሕበር ሃገራት ዓረብን ፕረዚደንት ጅቡቲን ኣብ ህሉው ኩነታት ኣባላት ዘትዮም

ዋና ጸሓፊ ማሕበር ሃገራት ዓረብን ፕረዚደንት ጅቡቲን ኣብ ህሉው ኩነታት ኣባላት ዘትዮም

Radio Erena: 07 February 2018 ዋና ጸሓፊ እቲ ማሕበር ኣሕመድ ዓብዱልገይት፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ብምርኻብ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣባላት ሃገራት ከምዝዘተዩ፣ ጋዜጣዊ መግለጺ እቲ [...]
1 329 330 331 332 333 633 3310 / 6321