Category: ዜና ኤርትራ

1 326 327 328 329 330 633 3280 / 6321
ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ ኤውሮጳ፣ ብምኽንያት  8 መጋቢት ዋዕላ ከካይዳ’የን

ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ ኤውሮጳ፣ ብምኽንያት 8 መጋቢት ዋዕላ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 06 March 2018 ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን ዝኾና፣ ኣብ ዞባ ኤውሪጳ ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ብምኽንያት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ኣብ ኔዘርላንስ፣ ከተማ ዘ ሄግ ዋዕላ ከካይዳ'የ [...]
ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝጸንሑ 177 ስደተኛታት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝጸንሑ 177 ስደተኛታት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 March 2018 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝጸንሑ፣ 27 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 177 ስደተኛታት ከምዝሓዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ካርቱም፣ ኣብ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ሩስያን ሕ/ ኢማራት ዓረብን ናብ ኢትዮጵያ ከምርሑ’ዮም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ሩስያን ሕ/ ኢማራት ዓረብን ናብ ኢትዮጵያ ከምርሑ’ዮም

Radio Erena: 05 March 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ሩስያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብዚ ቅንያት እዚ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሑ ምዃኖም ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ይገልጻ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ሬክስ ቲለር [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣  ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ካምደን ኣዳራሽ ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ካምደን ኣዳራሽ ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ

Radio Erena: 04 March 2018 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ሎሚ ሰንበት 4 መጋቢት፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ከተማ ለንደን፣ ኣብ ካምደን ኣዳራሽ ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ። እቲ ብኣምባሳደር እስቲፋኖስ ሃብተማርያ [...]
ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል እስላምያ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ክሕሎ ዝሓተቱን፣ ሓጂ ሙሳ ዓሪፎም

ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል እስላምያ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ክሕሎ ዝሓተቱን፣ ሓጂ ሙሳ ዓሪፎም

Radio Erena: 04 March 2018 ንምዕጻው ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ብግሁድ ዝተቓወሙን መሰል ኣመንቲ ምስልምና ኣብታ ቤት ትምህርቲ ክሕሎ ዝጸውዑን ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ኣብ መበል 93 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም። እዞም ን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

Radio Erena: 01 March 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ከምዝተጣየሱ ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቶም ብሰኑይ 26 ለካቲት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፋነዉ ኤርትራውያን፣ ኣካል ና [...]
ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

Radio Erena: 28 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሊዩተናንት ጀነራል ኢማድ ኣል ዲን ሙስጣፋ ዓዳዊ ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንመዝነት ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

Radio Erena: 28 February 2018 ዋንጫ ዓለም 2018 ኣብ ሩስያ ንምእንጋድ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ እታ ካብ ወርቂ ዝተሰርሐት ጽዋእ ኣብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። በዚ መሰረ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣  ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 200 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣሲራ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 200 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣሲራ

Radio Erena: 27 February 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ዜጋታት ወጻኢሃገራት ንምህዳን ኣብዚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየደቶም ስርሒት፣ ልዕሊ 670 ሽሕ ሰባት ከምዝኣሰረት ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ብሰን [...]
ርዋንዳ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ስደተኛታት ተቐቲሎም

ርዋንዳ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ስደተኛታት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 February 2018 ኣብ ርዋንዳ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኮንጎ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዘካይድዎ ዝነበሩ ተቓውሞ ምስ ፖሊስ እታ ሃገር ብምግጫዎም ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሕቡራት ሃገራት [...]
1 326 327 328 329 330 633 3280 / 6321