Category: ዜና ኤርትራ
ብኤርትራውያን ዝውነን ኩባንያ፣ ንከተማ ጁባ ናይ ቀረብ ኤሌክትሪሲቲ ፕሮጀክት የዳሉ
Radio Erena: 15 March 2018 ብኤርትራውያን ዝውነን ኩባንያ ህንጻ እዝራ፣ ንከተማ ጁባን ከባቢኣን ቀረብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንምምላእ ይሰርሕ ከምዘሎ ንመግለጺ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብምጥቃስ ሺንሁዋ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2018 መንግስቲ ኤርትራ ምግሃሰ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ መበል 37 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብ12ን 14ን መጋቢት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ [...]
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ ዝተሳተፉ ኣስታት 200 መንእሰያት ኣብ ዓላ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 14 March 2018 ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ዝተሳተፉ ኣስታት 200 መንእሰያት ኣብ ዓላ ተኣሲሮም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም መንእሰያት፣ ኣብቲ ብ3 መጋቢት ኣብ መቓብር [...]
ኤርትራ፣ ሓያሎ ወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ብዝተሰልዓሎም ግምታዊ ግብሪ ትካሎም ይዓጽዉ
Radio Erena: 13 March 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ሓያሎ ወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ዝተሰልዓሎም ግምታዊ ግብሪ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ብምዃኑ ትካላቶም ጠቕሊሎም ክዓጽዉ ከምዝወሰኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መንግስቲ ኤ [...]
መበል 37 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ይዝቲ
Radio Erena: 13 March 2018 መበል 37 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብሰኑይ 12 መጋቢት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ ከምዝዘተየ ተሓቢሩ። እቲ ባይቶ ንሮቡዕ 14 መጋቢት'ውን ተመሳሳሊ ዘተ ከካይድ ም [...]
ጋዜጣታት ሱዳን ኣንጻር ግብጺ ዝቐንዐ ጽሑፋተን ደው ከብላ መንግስቲ ሱዳን ጸዊዑ
Radio Erena: 13 March 2018 ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ሱዳን ኣንጻር ግብጺ ዝቐንዐ ጽሑፋተን ደው ከብላ መንግስቲ ሱዳን ከምዝጸውዐ ተሓቢሩ። ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን ናብተን ጋዜጣታት ኣብ ዝልኣኾ መተሓሳሰቢ፣ ናብ ግብጺ ዝ [...]

ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል፣ ንሸሞንተ መጋቢት፣ ኣብ ልዕሊአን ንዝወርድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መስላት ብምዅናን ዘኪረን
Radio Erena: 12 March 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ንሸሞንተ መጋቢት፣ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ዝኾና ደቂንስትዮ ንዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሞያለ ዝቐተሎም ብውሕዱ 9 ሰባት ብጌጋ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 12 March 2018 ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብቲ ምስ ኬንያ ዘዳውብ ከባቢታት ሞያለ ዝሓለፈ ሰሙን ዝቐተሎም ብውሕዱ 9 ሰባት፣ ብጌጋ ምዃኑ መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። መንግስታዊ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ሰ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ሎሚ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 08 March 2018 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ሎሚ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝዝከር ዘሎ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰ [...]
ሽወደን፣ ኣብ ምጥርናፍ ኤርትራዉያን ስድራቤታት ክትክተሎ ዝጸንሐት መስርሕ ክትቅይር’ያ
Radio Erena: 08 March 2018 ሽወደን ኣብ ምጥርናፍ ስድራቤታት ክትክተሎ ዝጸንሐት መስርሕ ክትቅይር ምዃና ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝተዋህ [...]