Category: ዜና ኤርትራ

1 323 324 325 326 327 633 3250 / 6321
ኤርትራ፣ ህቡብ ጋዜጠኛ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ኣባላት ሚ/ዜና ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ህቡብ ጋዜጠኛ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ኣባላት ሚ/ዜና ተኣሲሮም

Radio Erena: 28 March 2018 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣዳላዊ ዓምዲ ገጻት ህይወት፣ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ጋዜጠኛታት ሚኒስትሪ ዜና ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ስነ ጽ [...]
ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ተፈቲሖም

ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ተፈቲሖም

Radio Erena: 28 March 2018 ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ከምዝተፈትሑ ሆትላይን ፎር ሚግራንት ዎርከርስ ዝተሰምየ ትካል ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቶም ካብቲ ቤ [...]
ቀጠር፣ ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋ

ቀጠር፣ ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋ

Radio Erena: 28 March 2018 ቀጠር ምስ ሱዳን ብምትሕብባር ተቓወምቲ ኤርትራ ትድግፍ ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ንዘቕረቦ ክሲ ነጺጋቶ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ብ26 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ቀጠር ኣብ [...]
ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

Radio Erena: 28 March 2018 ኢጋድ፣ ብ ጉዳይ ሱዳን ብምትኳር ብ26 መጋቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ። ኣብቲ መበል 61 ፍሉይ ዋዕላ፣ ሚኒስተራትን ወከልቲ ሚኒስትርታትን ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ጅቡቲ፣ [...]
ሱዳን፣ ኤርትራ ንዘቕረበቶ ክሲ ነጺጋ

ሱዳን፣ ኤርትራ ንዘቕረበቶ ክሲ ነጺጋ

Radio Erena: 26 March 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ቀጠር ብምትሕብባር ሽርሕታት ይኣልም ኣሎ ዝብል ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 24 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ [...]
በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ብጉዳይ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ መርመራ ይካየደላ ኣሎ

በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ብጉዳይ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ መርመራ ይካየደላ ኣሎ

Radio Erena: 26 March 2018 በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ግረይስ ሙጋበ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ ተዋፊራ ኔራ ከይትኸውን ብፖሊስ ምጽራይ ይካየደላ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ሃራረ ሓቢረን። ንሳ፣ብገበን ምስ [...]
ቴል ኣቪቭ፣ 10ታት ኣሽሓት ሰባት፣ ኣንጻር ምስጓግ ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ቴል ኣቪቭ፣ 10ታት ኣሽሓት ሰባት፣ ኣንጻር ምስጓግ ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 March 2018 ኣስታት 30 ሽሕ ዝኾኑ እስራኤላውያንን ሓተቲ ዑቕባን፣ ኣንጻር እቲ መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገራት ናይ ምስጓግ ፖሊስ ንምቅዋም፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብቀዳም 24 [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ዳግማይ ጻውዒት ቀሪቡ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ዳግማይ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena:25 March 2018 ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ህዝብን ምምሕዳርን ግዝኣት ከሰላ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቦም። ኣቐዲሙ ብምልሻ ጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝ [...]
ሕ.ኢ.ዓ. ኣብ ሶማሊላንድ እትሃንጾ መዓስከር፣ ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ይፈጥር

ሕ.ኢ.ዓ. ኣብ ሶማሊላንድ እትሃንጾ መዓስከር፣ ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ይፈጥር

Radio Erena: 25 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ግዝኣት ሶማሊላንድ እትሃንጾ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ፈጢሩ ከምዘሎ ማዕከን ሓበሬታ ብሉምበርግ ገሊጹ። መንግስቲ ሶማልያ እቲ ኣብ መንጎ ብመንግስቲ ዝ [...]
ቲፋኒ ቲፋኒ ዶ ጨኒኹም?

ቲፋኒ ቲፋኒ ዶ ጨኒኹም?

Radio Erena:23 March 2018        ሞናኮ፣ ሓውሲ ሃገር ዝኾነት ከተማ'ያ። ሃገር ኣይበቕዐትን ግና ከኣ ሃገር'ያ። ናይ ገዛእ ርእሳ ንጉስ ኣለዋ። ናይ ጸጥታ ምምሕዳራ ኣብ ፈረንሳ'ዩ ዝምርኮስ። ኮታ ግብሪ ምእካብ እንተዘ [...]
1 323 324 325 326 327 633 3250 / 6321