Category: ዜና ኤርትራ
ስዊዘርላንድ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ኤርትራውያን ክትሰጉግ ከምእትኽእል ትገልጽ
Radio Erena: 06 April 2018 መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኣስታት 3200 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ክሰጎም ከምዝኽእል SRF ዝተባህለት ሬድዮ እታ ሃገር ሓቢራ። እታ ሬድዮ ብሮብዕ 4 ሚያዝያ [...]
ህንዲ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት ኣፍሪቃ ኤምባሲታት ክትከፍት’ያ
Radio Erena: 05 April 2018 ህንዲ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት ኣፍሪቃ ኤምባሲታት ክትከፍት ምዃና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ብካቢነ እታ ሃገር'ውን ደገፍ ረኺቡ ዘሎ ምኽፋት ኤምባሲታት ኣብ ሃ [...]
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ምስ ሚኒስተር ዕዮ እታ ሃገር ተዘራሪቡ
Radio Erena: 04 April 2018 ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ምዕባለታትን ስዑዲ ዓረብ ዶ/ር ዓሊ ቢን ናስር ኣል ግፈስ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብታ ሃገር መሓመድ ዑመር ማሕሙድ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ከምዘዘራረቦ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገ [...]
እስራኤል፣ ንትግባረ ናይቲ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ምስ ሕ/ ዝኸተመቶ ስምምዕ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 April 2018 እስራኤል፣ ነቲ ብሰኑይ 2 ሚያዝያ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝኸተመቶ ስምምዕ ደጊማ ክትምርምሮ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር በንያሚን ናታንያሁ ምግላጹ ማዕከን ዜና [...]
እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ንዝኾኑ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምጥራዝ መደብ ሰሪዛቶ
Radio Erena: 02 April 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምጥራዝ መደብ ደው ከምዘበለቶ ሎሚ ሰኑይ 2 ሚያዝያ ኣፍሊጣ። እስራኤል፣ ነቲ ኣቐዲማ ክትሰርሓሉ መዲባ ዝጸ [...]
ሓድሽ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዘራረብ ከምዝደሊ ገሊጹ
Radio Erena: 02 April 2018 ሎሚ ሰኑይ 2 ሚያዝያ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ቃለ መሓላ ዝፈጸመ ዶ/ር ኣብዩ ኣሕመድ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ቅሩብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ቀዳማ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት 32 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተኣስሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 April 2018 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ መርዓውቲ ዝርከብዎም 32 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝኣሰቱ ዎርልድ ዎች ሞኒተር ምንጭታቱ ካብ ኣስመራ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ብመሰረት ናይ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ናይ ኮንተይነር ተርሚናል ንምህናጽ ምስ ፈረንሳ ትዝቲ
Radio Erena: 02 April 2018 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ኣብ ናይ ኮንተይነር ተርሚናል ዘተኮረ ሓድሽ ናይ ወደብ ኣገልግሎታት ንምስፋሕ ምስ ናይ ፈረንሳ ኩባንያ CMA CGM ትዝቲ ከምዘላ ተሓቢሩ። እቲ 660 ሚልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ [...]
ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ንስደተኛታት ብዝምልከት ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ደብዳበ ልኢኾም
Radio Erena: 01 April 2018 ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ንጉዳይ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዝምልከት ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ደብዳበ ልኢኾም። እቲ ብጸሓፊት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ናንሲ ፐሎሲ ተመሪሑ ኣብ እስራ [...]
ኤርትራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ዝኾነ 250 ኩንታል ኮሚደረ ተጓሒፉ
Radio Erena: 30 March 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ንዕዳጋ ቀሪቡ ዝጸንሐ ብጸረ ባልዕ ዝተበከለ ኣስታት 250 ኩንታል ኮሚደረ ከምዝተጓሕፈ ንሚኒስትሪ ሕርሻ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ኣፍሊጡ። እቲ ብዝተነጽገሉ ጸረ ባልዕ፣ ኣ [...]